Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል ሓዱሽ ዓመት ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ከምዝተኸበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.ም ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ከምዝተኸበረ ግብረ ሓይሊ ፀጥታ ገሊፁ።
እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ብኣካላት ፀጥታ ንዝተፈፀሙ ተግባራት ኣብ ቀፃሊ ንዝኽበሩ በዓላት ሰላማዊ ኮይኖም ንክዛዘሙ ብምግባር ክድገም ይግባእ…
ሓዱሽ ዓመት ናይ ውሽጢን ደገን ፈተናታት ሓሊፍና ሓዱሽ ታሪክ እነመዝግበሉ ክኸውን ኢዩ-ሚኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ናይ ውሽጢን ደገን ፈተናታት ሓሊፍና ሓዱሽ ታሪክ እነመዝግበሉ ክኸውን ኢዩ ክብላ ሚኒስቴር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወርቅነሽ ብሩ ተዛሪበን።
ወይዘሮ ወርቅነሽ ምስ ግዜኢ ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ሰላምን ሓድነትን ሃገርና…
ንዲፕሎማተኛታት ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንዲፕሎማተኛታት ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ።
እቲ ስልጠና ን10 ተኸታተልቲ መዓልታት ዝወሃብ እንትኸውን ኣብቲ ስልጠና ዓለም ለኻዊ፣ ኣህጉራዊን ቀጠናዊን ኩነታትን ካልኦትን ዝምልከቱ ትሕዝቶታት ከምዝድህሰሱ ተገሊፁ።…
ብማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲ ልዕሊ 201 ሚሊየን ብር ዕድጊት ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲ ኣብ በዓል ሓዱሽ ዓመት ልዕሊ 201 ሚሊየን ብር ዕድጊት ከምዝፈፀሙ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እተን ሕበረት ስራሕ ማሕበራት ኣብ ክልላት ምስ ዝርከባ አንዱስትሪታት ሕሻ ብዝተፈጠረሎም ቀጥታ…
ብኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊትን ተፈናቐልቲ ወገናትን ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ብሚኒስተር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊትን ተፈናቐልቲ ወገናትን ድጋፍ ገይሩ።
በቲ ጉጅለ ራዕዲ ጉድኣት ምስ ዝበፅሖም ክፋላት ሕብረተሰብ ዘተ ዝተገበረ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኣምሓራ ክልል ልዕሊ 260 ኣብያተ ትምሀርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዘዕነወ ናይቲ ክልል ቢሮ ትምህርቲ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም 3፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኣምሓራ ክልል ልዕሊ 260 ኣብያተ ትምሀርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዘዕነወ ናይቲ ክልል ቢሮ ትምህርቲ ገሊፁ።
በቲ ዝተፈፀመ ወረራ ልዐሊ 1 ሚሊየን ተምሃሮ ዘተኣናግዱ ካብ ቅድመ ስሩዕ ክሳብ ኮሌጅ ዘለዉ ኣብያተ ትምህርቲ…
ክልል ደቡብ ንክልል ዓፋር 25 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ዓፋር ብወራሪ ህወሓት ነዝተፈናቐሉ ዜጋታት ዝውዕል 25 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ድጋፍ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣትረ ርስቱ የረዳው ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልለ ኣይተ አወል አርባ ኣረኪቦም።
ኣይተ…
ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ኬንያ ቻርለስ ኬተር ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ኬንያ ቻርለስ ኬተር ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ኬንያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘራኽብ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕቲ መዛዘሚን መምርሒታት ትግበራን ኣተኲሮም…
ማእኸል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ወፍሪ ብላቴ ስልጠና መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ወፍሪ ብላቴ ስልጠና መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ፥
እቶም ተመረቕቲ ብልዑል ሃገራዊ ስምዒት ናብቲ ማእኸል ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ስልጠና ተኹሲ፣ ሜላን ኣካል ጥንካረን ከምዝወሰዱ ተገሊፁ።…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርው ናብ ሰመራ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ደቡብ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ከምኡ እውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ኣቲዮም።
ክልል ደቡብ ግብ ራዕዲ ህወሓት…