Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ግብረ ራዕዲ ሸኔን ናይ ጥፍኣት መሓዙቱን ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ኪረሙ መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ብሄር ምስ ብሄር ንምጉናፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔን ናይ ጥፍኣት መሓዙቱን ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ኪረሙ መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ብሄር ምስ ብሄር ንምጉናፅ ብምሕሳብ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ። መንግስቲ እቲ ክልል ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዘላቕነት ንምጥፋእ ዝተፈላለዩ ተግባራት…

ወዲ ቦብ ማርሌይ ዝኾነ ጁሊያን ማርሌይ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ወዲ ቦብ ማርሌይ ዝኾነ ጁሊያን ማርሌይ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ናይ ከልተ ጊዘ ናይ ግራሚ አዋርድ ሕፁይ  ጁሊያን ማርሌይን ኣዕርኹን ኣብዚ ቅኒያት መወዳእታ ኣብ ሆቴል ጊዮን ኮንሰርት ሬጌ ከምዘሰናድኡ ኣፍሊጦም። ኣብቲ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቂ ዝርከብ ፍርያት ፓፓያ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከተማ መቂ  ዝርከብ ፍርያት ፓፓያ ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ዑደት ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ከንቲባታት ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ተረኺቦም፡፡ ኣፍረይቲ ፓፓያ ብመንግስቲ እቲ…

ሲሪስ ኣፕል ጁይስ 100% መርዛም ኬሚካል ስለዝተረኸቦ ህዝቢ ንከይጥቀም መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲሪስ ኣፕል ጁይስ 100% ዝተብሃለ ፅሟቕ ጎዳኢ ዝኾነ ካብ ዕሳው ዝመፅእ መርዛም ኬሚካል ስለዝተረኸቦ ህዝቢ ንከይጥቀም በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ፍራምረ ዝግነ “ማይኮቶክሲን” ዝተብብሃለ ካብ ዕሳው ዝመፅእ መርዛም…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃምቲ ስራሕ ዘለዋ ሓቂ ንምፍላጥ ክትጥቀመሉ ኢያ – ኣምባሳደር ዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 39 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላውን ዝሓዘቶ ሓቂ ንምፍላጥ ከምትጥቀመሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ገሊፆም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ዲጂታል ዲፕሎማሲ ምስ ስሩዕ ዲፕሎማሲ ብምትእስሳር ንምስራሕ ትኹረት ተገይሩ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ዲፕሎማሲ ምስ ስሩዕ ዲፕሎማሲ ብምትእስሳር ውፅኢታዊ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ንምስላጥ ትኹረት ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀፃሊ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ እናተሳለጠ እንትኸውን፥ ኣብቲ ጉባኤ ድማ ኣቦ መንበር…

ማእኸል ስልጠና ፋና ፍቓድ ኣፍልጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ስልጠና ማሕበር ኣክሲዮን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓፀርቲ ስልጠናታት ንኽህብ ካብ ምምሕዳር ከተማ ፍቓድ ኣፍልጦ ረኺቡ። እቲ ማእኸል ስልጠና ንዘሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ስልጠናታት ጋዜጠኝነትን ኮሙዩኒኬሽንን ንመሃብ ቅድመ ምድላው እናገበረ…

ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ቋንቋ ዓፋርኛ ብኻልኣይ ዲግሪ ንምምሃር ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቋንቋ ዓፋርኛ ሳይንሳዊ መፅናዕቲን ምርምርን ዝካየደሉ ንኽኸውንን ናብ ካልኣይ ዲግሪ ንምዕባይን ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ተዛዚሞም ስርዓተ ትምህርቲ ክመዝተሓንፀፀ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዋና ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራትን ሓለፍቲ ስራሕን እቲ ሕብረት ተረኺቦም። ኣቦ መንበር እቲ ሕብረት ሙሳ ፋቂ መሃማት፥ ጉባኤ ቤት ምኽሪ…