Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ተዛተዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ሮታሪ ኢንተርናሽናል ዶክተር ሼከሃር ሜሂታ ተዛተዮም።
ሼክሃር ሜሂታ ትካሎም ትምህርቲ ንምስፍሕጻሕ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምብቃዕ፣ ንደቂ ኣኒስቲዮ መሐለዊ…
ኣይተ ኣገኘሁ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ስቴቨን ኦማም ዎሬ ተዛቲዮም።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ክልል ኣምሓራ ብዝኸፈቶ ወረራ ልዕሊ 500 ሺሕ ዜጋታት ምፍንቓሎምን ልዕሊ…
“ኣብያተ ትምህርቲን ሆስፒታላትን ምዕናው ብገበን ኲናት ክረአ ኣለዎ”- ኣትሌት ሻለቃ ኃይሌ ገብረሥላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት “ኣብ ኣብያተ ትምህርቲን ሆስፒታላትን ዘብፅሖ ዘሎ ዐንወት ብገበን ኲናት ክረአ ኣለዎ” ከብል ኣትሌት ሻለቃ ኃይሌ ገብረሥላሴ ተዛሪቡ።
“መን ምስ መን እኳ ከምዝተጋጨወ ዘይፈልጡ ህፃናትን ኣብያተ ትምህርቲን ምዕናው ብምንታይ…
ኣሜሪካ 46 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ማሽን መመርመሪ ቲቢ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 46 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ማሽን መመርመሪ ቲቢ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ።
ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ እቲ ማሽን ንሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዘረከበአን ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንፁሃን ዜጋታት ኣብ መገዲ ሰሪዑ ከምዝረሸነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንፁሃን ዜጋታት ኣብ መገዲ ሰሪዑ ከምዝረሸነ ነበርቲ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ዳባት ቀበሌ ጭና ተዛሪቦም።
እቶም ነበርቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ቀበሌ ጭና ንፁሃን ብግፍዒ ምጭፍጫፉ፤ ናይ 6 ወርሒ ህፃን ቆልዓ ኣብ ሕዝሊ…
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመከላከያ ሰራዊት 60 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ ጳጉሜን 3፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመከላከያ ሰራዊት 60 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
ነቲ ድጋፍ ዘረከቡ ናይቲ ዩኒቨርሲቲው ፕሬዚዳንት ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና÷ እቲ ድጋፍ ምምሕዳራዊ ወፃኢታት ብምቕናስን ካብ ሰራሕተኛታት ብምትእኽኻብን ከምዝኾነ ገሊፆም።…
ኢትዮጵያን ጋናን ኣብ ክልቲኣዊን ጉዳያት ኣፍሪካን ብሓባር ክሰርሓ ኢየን-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ጋናን ኣብ ክልቲኣዊን ጉዳያት ኣፍሪካን ብሓባር ክሰርሓ ኢየን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጋና ንዝተገበረሎም ድሙቕ ኣቀባብላ ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ናና አኩፎ አዶ ኣመስጊኖም።
ኣብ…
ኣብ ቀበሌ ጭና ተክለሃይማኖት ብህወሓት ዝተጨፍጨፉ ንፁሃን ዜጋታት ቁፅሮም ልዕሊ 200 በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ዳባት ቀበሌ ጭና ተክለሃይማኖት ብህወሓት ዝተጨፍጨፉ ንፁሃን ዜጋታት ቁፅሮም ልዕሊ 200 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
ነበርቲ እቲ ቀበሌ ዝኾኑ መሰኻኽር ዓይኒ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ 29 ነሓሰ 2013 ዓ.ም…
ኢትዮጵያ ዘጋጠማ እዋናዊ ፀገም ንምፍታሕ እትገብሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ -ኣምባሳደር ጃፓን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘጋጠማ እዋናዊ ፀገም ንምፍታሕ እትገብሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ ክብላ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን።
እተን ኣምባሳደር ጉዕዞ ልምዓት ኢትዮጵያ ቅልጡፍ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ምስ ጃፓንን ካልኦት ሃገራትን ዘለዋ ረኽቢ ካብ…
ዞባ ፈንቲ ረሱ ካብ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ነፃ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መከላከያ ሰራዊት፣ ፍሉይ ሓይሊ ዓፋር፣ ሚሊሻን ህዝባዊ ሰራዊትን ህወሓት ወረራ ዝፈፀመሎም ከባቢታት ንምልቃቕ ብዝገበርዎ ቃልሲ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ካብ ክልል ዓፋር ዞባ ፈንቲ ረሱ ሙሉእ ንሙሉን ምውፃእ ከምዝኸኣሉ ተገሊፁ፡፡
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወሰን…