Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መቓበር እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ምቅልጣፍ ንርከብ-ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሶማሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህዝብን መንግስቲን ዝሃበና ሓደራ ብምቕባል መቓበር እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ምቅልጣፍ ንርከብ” ከብሉ ኣብ ገንባር ወሎ ዝተሰለፉ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሶማሌ ገሊፆም። ሃገር ንምፍራስ ትልሚ ብምውፃእ ወረራ ዝፈፀመ ጉጅለ ትህነግ ብሓበራዊ ቃልሲ…

ግብረ ራዕዲ ብኣንፈት ህዳሰ ግድብ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ንምክያድ እንተፈተነ እውን ኣይሰመረሉን- ሌተናል ጀኔራል አስራት ዲኔሮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ብኣንፈት ህዳሰ ግድብ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ንምክያድ እንተፈተነ እውን በሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ከምዝተደምሰሰ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪን ዋና መተሓባበሪ ኮማንድ ፖስት ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ መተከልን ኣይሰመረሉን- ሌተናል…

ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ዳህሳስ ኣብዚ ሰሙን ክጅመር ኢዩ። ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስቴራት ማእኸል ምትሕብባር ህፁፅ ጊዜ ሰሙናዊ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣካይዱ። ዝተጀመሩ ተግባራት…

ክፍለ ኢኮኖሚ ማዕድን ንመዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ፀሓይ ብራቕ ምዃኑን ንሕና እውን ናብ ብራኸ ንኸይድ ከምዘለና ንኣምን-ኢንጂነር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ኢኮኖሚ ማዕድን ንመዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ፀሓይ ብራቕ ምዃኑን ንሕና እውን ናብ ብራኸ ንኸይድ ከምዘለና ንኣምንክብሉ -ሚኒስትር መኣድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። እዚ ድማ ንሃገር ዋልታ ዝኾነ ሃፍቲ መኣዲና ብኣግባቡ ብምጥቃምን…

129 ዜጋታት ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)129 ዜጋታት ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…

ሎሚ መዓልቲ 3 ጳጉሜን መዓልቲ ሰናይ ምግባር ኢዩ!

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምግባር ናይ ኢትዮጵያዊነትና ሓደ መግለፂ ከም ምዃኑ መጠን ዘበን ተሻጋሪ፣ ሕሊና ንፁሃንን ፍፁም ብዝኾነ ናይ ምልጋስ መንፈስ ሓደ ነቲ ካሊእ ዘለዎ ብምሃብን ብምክፋልን ክብሪታት ኢትዮጵያዊነት ምቕፃል ካብ ኩላትና ትፅቢት ዝግበረሉ ተግባር ኢዩ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ጉጅለ ልኡኾምን ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣክራ ጋና ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣክራ ጋና ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፃንሒቶም ምስ ፕሬዚደንት ናና ኣኩፎ-ኣዶን ክራኸቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ፍልፍል- ቤት ፅሕፈት…

ሰናይ ምግባር ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት፣ ቦታን ጊዘን ንህይወት ወዲ ሰብ ዘድሊ ነገር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጵጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምግባር ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት፣ ቦታን ጊዘን ንህይወት ወዲ ሰብ ዘድሊ ነገር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም “ ሰናይ ምግባር ቅንዕናን ምሃብን ዝሓዘ ኢዩ” ኢሎም። ብተወሳኺ…

ኣካል ጉድኣት ግቡእ ኣገልግሎት ፍርዲ ንክረኽቡ ዘኽእል ኣሰራርሓ ተዘርጊሑ    

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ጉድኣት ግቡእ ኣገልግሎት ፍርዲ ንክረኽቡ ዘኽእል ኣሰራርሓ ከምዝተዘርገሐ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ማዓዛ ኣሸናፊ ገሊፀን። ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ማሕበር ጉድኣት ኣካል መበል 20 ዓመቱ ሎሚ መዓንቲ ኣኽቢሩ። እተን ፕሬዚዳንት…

ወራሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ጭና ቀበሌ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ዜጋታት  ናይ ዘርኢ ምጥፋእ ገበን ከምዝፈፀመ  ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ጎንደር ዞባ ዳባት ወረዳ ጭና ቀበሌ ወራሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ጭና ቀበሌ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት  ናይ ዘርኢ ምጥፋእእ ገበን ከምዝፈፀመ  ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ያለኣለም ፈንታሁን ተዛሪቦም። እቶም ዋና ኣመሓዳሪ ዳባትን ደባርቕን…