Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዩኒቨርሲቲ ጅማ ንተመዛበልቲ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብምኽንያት ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ዝገበሮ ሓገዝ፥ ግምቶም ልዕሊ 2 ሚሊየን ብር ዝኾኑ ዘይቲ፣ ፍርናሽ፣ ሽኮር፣ ሳሙና፣ ኮቦርታ፣ ኣንሶላን ዝተፈላለዩ…

ሓይሊ ወራሪ ህወሓት ዝጨፍጨፎም ናይ ንፁሃን ሰባት ጅምላ መቓብራት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ወራሪ ህወሓት ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ዳባትን ጣቢያ ጭና ተክለ ሃይማኖትን ብዙሓት ንፁሃን ሰባት ብግፍዒ ከምዝዝጨፍጨፈ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኣምሓራ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኣምሓራ ኣይተ ግዛቸው…

ፎረምን ዓውደ ምርኢትን ተመረቕቲ ተምሃሮን ቆፀርቲ ትካላትን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 15 ሺሕ ተመረቕቲ ተምሃሮን ካብ 300 ዝበልፁ ቆፀርቲ ትካላትን ዝሳተፉሉ ፎረምን ዓውደ ምርኢትን ስራሕ ተጀሚሩ። እቲ ዓውደ ምርኢትን ፎረምን ዘሰናድኡዎ፥ ደረጃ ዶት ኮም ምስ ዩኒቨርሲቲ፣ ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ካልኦት ትካላት ብምትሕብባር…

ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻልን ንፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልልን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻልን ንፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልልን 19 ሚሊየን 292 ሺሕ ብር ገንዘባዊ ሓገዝ ኣታዊ ምግባሩ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ እቶት እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣካቢ አቲ ኮሚቴን…

ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ምስ ዋና ተፀዋዒት ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ  ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ምስ ዋና ተፀዋዒት ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ  ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ እሌኒ ካይሩ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ ዝቕፅሉ ዓማውቲ ዘላቒ ልምዓት ከተማታት ንምርግጋፅ ኣብ ዝተቐረፀ…

ኣብ ድሕንነት መገዲ ዘድሃበ ልዝበ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሕንነት መገዲ ዘድሃበ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ምስ ወለዲ ተምሃሮ ተኻይዱ። ሚኒሰስቴር ትራንስፖርት ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ መዕበዪ ግንዛበ፥ ካብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምመ፣ሕዳር ከተማታትን ዝተውፃፅኡ ወለዲ ተምሃሮ ተሳቲፎም፡፡ ኣብቲ መድረኽ…

ኢትዮጵያ በዝተጎዓዓዘ ብዝሓትን ዝተረኸበ ኣታዊን ፅዕነት ኮንቴነር  ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ብርኪ ሒዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በዝተጎዓዓዘ ብዝሓትን ዝተረኸበ ኣታዊን ፅዕነት ኮንቴነር  ካብ ዓለም መበል 47 ከምኡውን ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ብርኪ ከምዝሓዘት ፀብፃብ ዓለም ለኻዊ ትካል ሓይሊ ባሕሪ(ኣይ ኤም ኦ) ምግላፁ ሚኒስቴር ትራንስፖረት ኣፍሊጡ ። ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ግምባር ወሎ ህወሓት ዘዕነዎም መሰረተ ልምዓታት ብምፅጋን ናይ ባዕልና እናተዋፃእና ንርከብ – መምርሒ መሃንዲስ እዚ እቲ ግምባር

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ወሎ ህወሓት ዘዕነዎም መሰረተ ልምዓታት ብምፅጋን ንወፍሪ ህልውና ናይ ባዕሉ ግደ እናተዋፅአ ከምዝርከብ ሓላፊ መምርሒ መሃንዲስ እዚ እቲ ግምባር ገሊፆም። እቲ መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ንወፍሪ ኣብ ዝተዋፈረሎም ቦታታት ዘሊቑ…

ኣይተ ደስታ ሌንዳሞ ኣብ ዞባ መተከል ሰላም ንምኽባር ዝተዋፈሩ ፍሉይ ሓይሊታት ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌንዳሞ ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ዝባጤ ሰላም ንምኽባር ዝተዋፈሩ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሲዳማ ጎብኒዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ “ትንሳኤ ኢትዮጵያ ዘይደልዩ ሓይሊታት ክብራ ንምካእ ክፍትኑ ይኽእሉ ኢዮም፤ ይኹን…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ስነ ስርዓት ቀብሪ ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንበረ ጸባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ቤተክርስቲያን ተፈፂሙ። ሎሚ ንጎሆ ኣብ ዝነበረ  መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ፥  ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…