Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ልኡኽ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዋና ፀሓፊ ልኡኽ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጃን ፒዬር ላክሮይክስ ኢትዮጵያ ኣብ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘለዋ ግደ ንኢዶም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ፕሮቶኮል ኮቪድ19 ኣዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣወሃህባ ትምህርቲ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ከመይ ክኸውን ከምዝግባእ ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ብምትሕብባር ፕሮቶኮል ኮቪድ19 ኣዳሊዩ። ኣብቲ ዓመት ዝህሊ ኣወሃህባ ስሩዕ ትምህርቲ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ዘተ ከምዝግበር ካብቲ…

መበል 27 ሓበራዊ ኣኼባ ኣመሓደርቲ ዶብን ኮሚሽነራትን ኢትዮ-ጂቡቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 27 ሓበራዊ ኣኼባ ኣመሓደርቲ ዶብን ኮሚሽነራትን ኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ ኣርታ ጂቡቲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ኣኼባ መደረ ዘስምዓ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ወይዘሮ ፍሬአለም ሽባባው፥ ህዝቢታት ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ ዕድልን ራኢን ከምዘለዎም…

ኣብ ዘፈር ልምዓት ትምህር ኣብ ውሽጢ ኣፀጋሚ ኩነታት ብዙሓት ተግባራት ተሳጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ልምዓት ትምህር ኣብ ውሽጢ ቫይረስ ኮሮና፣ ዘይምርግጋዕ ፀፅታን ፖለቲካን ኩነታት ኮይኑ ብዙሓት ተግባራት ከምሰዝተሳለጡ ተገሊፁ። ብምዃኑ ለውጢታት ፖሊሲ ብምግባር ቅድመ ቀዳማይ ብርኪ ኣብ ክልተ ዓመት ንኽኽዝም፣ ማእኸላይ ብርኪ ካብ 7ይ ክሳብ…

437 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)437 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…

ኣብ ዞባ ጉጂ 2 ሺሕን 858 ፍረታት ጥይት ክላሽንን ብሬንን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉጂ፣ ጎሮ ዶላ ወረዳ፣ ቢታታ ቀበሌ ሰላም ንምዝራግ ተግባር ክውዕሉ ዝነበሩ  2 ሺሕን 858 ፍረታት ጥይት ክላሽንን ብሬንን ተታሒዞም። እቶም ጠያይቲ ታርጋ ቁፅሪ 35819A.A ብዝኾነ ኣይሱዙ መኪና ተፃዒኖም ናብ ነገሌ እንትጎዓዓዙ ኢዮም…

ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ኣብቲ ነባር ዝነበሩ ክፍተታት ብምምላእ እቲ ዓውዲ ዘዘምን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ፅሬት ትምግርቲ ዘረጋግፅ፣ እቲ ስርዓተ ትምህርቲ ምስ ኢኮኖሚ ንኽጠዓዓምን እቲ ዓውዲ ብቴክኖሎጂ ክዝምንን ዝገበር ምዃኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሚኒቴር ኣፍሊጡ። እቲ ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ዝነበረ ስርዓተ…

ወራሪ ጁንታ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ዓፋር እንተቐተለ እውን ንሕና ግን ህይወት ህዝቢ ትግራይ ነድሕን ኣለና-ክልል ዓፋር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ዓፋር ወራሪ ጁንታ ኣብቲ ክልል ወረራ ብምፍፃም ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ዓፋር እንተቐተለ እውን ንሕና ግን ህይወት ህዝቢ ትግራይ ነድሕን ኣለና ከብል ገሊፁ። ነዚ ድማ ንሓው ህዝቢ ትግራይ ክበሃል ህይወት ኣድሕን ሰብኣዊ ሓገዝ በቲ…

መናእሰይ ከተማ ደሴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ደሴ ኣብ እዋናዊ ኣጀንዳታት ወፍሪ ህልውና ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው፣ ብሚኒስትር መዓርግ ኣተሓባባሪ ህንፀት ሰርዓት ዴሞክራሲ ዶክተር አለሙ ስሜ ከምኡወን ከንቲባ…

ዞባ ካፋ 223 ሰንጋታት ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ካፋ 223 ሰንጋታት ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ምግባሩ መምርሒ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ኣየተ መስፍን ተስፋየ ከምዝገለፁዎ፥ ካብቲ ዞባ ንሰራዊት ምክልኻል ዝተበርከቱ ሰንጋታት ካብ ኩለን ወረዳታትን ምምሕዳር ከተማታትን…