Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባይቶ ወከልቲ ህዚ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ውዕሉኡ ሽመት ኣባላት ካቢኔ ከፅድቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዚ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ውዕሉኡ ሽመት ኣባላት ካቢኔ ከፅድቕ ኢዩ።
ፍልፍል፦ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ኣሳታፊን መካተቲን ምህዳር ፖለቲካ ንኽህሉ ክንሰርሕ ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስነ-ስርዓት በዓል ሽመቶም “ኣሳታፊን መካተቲን ምህዳር ፖለቲካ ንኽህሉ ክንሰርሕ ኢና” ክብሉ ተዛሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንዘበናት እናተኸዘኑ ዝመፅኡ ፀገማት ኢኮኖሚ ንምስዓር ብሓድነት ምልዓል ከምዝግባእ…
ኢትዮጵያ ካብ ዘዘመምበለትሉ ቅንዕ ትብለሉ እዋን ሕዚ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያ ካብ ዘዘመምበለትሉ ቅንዕ ትብለሉ እዋን ሕዚ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ኣብ ነዊሕ ዘበን ምምሕዳር ኢትዮጵያ ግልፂን ተኣማኒን መረፃ ብምክያድ ናብዚ ዕለት ብምብፃሕና እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም፡፡
እቶም…
መርከብ ዝኾት ኢትዮጵያ ሃገር ናፅነትን ምዕርነትን ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መደረ የስምዑ ኣለዉ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መደረኦም፥ ግልፂን ተኣማኒን መረፃ ብምክያድ ህዝባዊ ተቐባልነት ዘለዎ መንግስቲ ንምጥያሽ ዘብቀዐና ፈጣሪ የመስግኖ ኢሎም።
ኣብ ህልውና ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምምካት ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣዶ ናፅነት ኣፍሪካ ኢያ – ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም።
ኢትዮጵያ ትገብሮ ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ህዝቢን መንግስቲን ኬንያ ኣብ ጎንኹም ከምዝኾነ ከረጋግፀልኩም ይፈቱ ኢሎም።…
ኩሎም ፓርቲታት ፖለቲካ ብሓባር ንኽሰርሑ የሓትት – ፕሬዚዳንት ሙሃሙድ ኡቡሃሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙድ ኡቡሃሪንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም።
የናይጄሪያ ፕሬዚዳንት ሁሉም የፖለቲካ ፓርቲዎች ለሃገር አንድነት፣ ለእድገት እና ለሰላም በጋራ እንዲሰሩ ጠይቀዋል፡፡
ኣብ መልእኽቶም ድማ…
ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ዑመርጊሌህ ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ዑመርጊሌህ ኣብዚ ፍሉይ ዝኾነ መዓልቲ ብምርካበይ ክብሪ ይስመዐኒ ኢሎም።
“ስለዝኾነ ድማ ንሓወይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን እንኳ ደስ በለኩም ክብል ይደሊ” ኢሎም።
ኢትዮጵያ ንሕብረት…
ማሕበራዊ ሚዲያ ኢቢሲ ሃክ ስለዝተገበረ በቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝመሓላለፍ ሓበሬተሳ ስሕተት ከምዝኾነ ነፍልጥ
ማሕበራዊ ሚዲያ ኢቢሲ ሃክ ስለዝተገበረ በቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝመሓላለፍ ሓበሬተሳ ስሕተት ከምዝኾነ ነፍልጥ
ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዝጠበቐ ምሕዝነት ዝሓበሩ እቶም ፕሬዚዳንት፥ ኢትዮጵያ ንደቡብ ሱዳናውያን ኣዲኦም ከምዝኾነት ተዛሪቦም፡፡…
ኣብ በዓል ሽመት ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣብቲ በዓል ሽመት ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፥ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
“እዚ መልእኽቲ ዘመሓላልፎ ህዝቢ ዩጋንዳ ወኪለ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኢዩ” ኢሎም።
ንኣፍሪካውያን…