Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝድለ ውፅኢት ንምምዝጋብ ብቕዓት ኣመራርሓ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝድለ ውፅኢት ንምምዝጋብ ብቕዓት ኣመራርሓ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣይተ ሚሊየን ማቴዎስ ታርጌት ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰናድኦ ዓውደ መፅናዕቲ ከምዝገለፁዎ፥ ስራሕቲ ትምህርቲ ንምዕባይ በቢብርኩ ብቕዓት ዘለዎ…

ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዞባ ባሌ ወረዳ ሐረና ቡሉቅ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዞባ ባሌ ወረዳ ሐረና ቡሉቅ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ፥ ሕብረተሰብ ብዝገበሮ ተሳትፎን ኣካላት ፀፅታ ብዝገበርዎ ዝተዋደደ ስራሕን ኢዩ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…

ኣብ ታንዛኒያ ተኣሲሮም ዝነበሩ 100 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ብታንዛኒያ ኣቢሉ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝግበር ጉዕዞ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር እናወዓሉ ንማእሰርቲ ከምዝተቓልዑ ይፍለጥ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 100 ኢትዮጵያውያን ኣለማየሁ ከተማ ብዝተብሃሉ ኢትዮጵያዊ ኢንጂነር ጃቢር…

ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና 200 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ንሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮጵያ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና 200 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ንሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮጵያ ድጋፍ ገይሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ቻይና ወታደራዊ ኣታሼ ሲነር ኮሎኔል ሆንግ ዣንግ፥ ቻይና ንኢትዮጵያ እትገብሮ ድጋፍ ከምእትቕፅል ኣረጋጊፆም። ኣዛዚ…

ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲኦን ጢሞቴዎስ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ተሃነፅቲ ሕጊ ዝተመሓየሸ ይኹን እምበር…

ልኡኻት ህወሓት ሕጋዊ ስጉምቲ ይውሰደሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህወሓት ዝለኣኣኹ ውሽጣዊ ባንዳታት ብምፍላይኣድላዪ ስጉምቲ እናተወሰደሎም ከምዝርከብ ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ጎንደር ኣፍሊጡ። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ቀለመወርቅ ምህረቴ፥ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲን ነበርቲን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም…

መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ 170  ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቢሮ ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብን መንግስቲ እቲ ክልል ተመሪቖም። እቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ባህርዳርን ዝተኻየደ እንትኸውን፥…

ማሕበር ልምዓት ሲዳማ ምርኢት ንግዲን ባዛርን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ሲዳማ ቀዳማይ ምርኢት ንግዲን ባዛርን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተጀሚሩ። 'ነፃነትና ንልምዓትና' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተጀመረ ባዛር፥ ልዕሊ 200 ኣፍረይቲን ነጋዶን ተሳቲፎም፡፡ እቲ ማሕበር ልምዓት ምስ ፕሮሞሽን ኢላ ብምዃን…

በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርን ክንክን ጥዕና ምግቢን መድሓኒትን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርን ክንክን ጥዕና ምግቢን መድሓኒትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ፡፡ ሰራሕተኛታት…

ኣብ ንፋስ መውጫ ጨንፈር ዩኤስ ኣይ ዲ ብግብረ ራዕዲ ተዘሪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ወረዳ ጋይንት ከተማ ነፋስ መውጫ ዝርከብ ኣብ ጨንፈር ዩኤስ ኣይ ዲ ዝኾነ ዓለም ለኸ ትካል ገባሪ ሰናይ ኤፍ-ኤች ኢትዮጵያ ንብረቱ ብግብረ ራዕዲ ዕንወትን ዘረፋን ከምዝተፈፀመሉ ሓላፊ እቲ ትካል ተዛሮቦም። መካየዲ ስራሕ…