Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፍሉጣት ድምፃውያን ኣብ ወታደራዊ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጣት ድምፃውያን ኣብ ወታደራዊ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ኣቕሪቦም።
እቶም ድምፃውያን ብዓርሰ ተበግሶ ዘቕረብዎ ምድላው "ቅድሚያ ለእናት ሀገር" ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ዋና ኣዛዚ ልኡኽ ምኽባር ሰላም…
ፕሬዝደንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውረር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውረር ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳን ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ…
ኣብ ወረዳ ጉራፈርዳ ተፈጢሩ ዝነበረ ፀገም ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእል ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልለ ደቡብ ዞባ ቤንች ሸኮ ወረዳ ጉራፈርዳ ተፈጢሩ ዝነበረ ፀገም ብመሰረት ባህሊ እቲ ከባቢ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእል ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ
ስነ ስርዓት ባህላዊ ዕርቀ ሰላም፥ ደም ዝተቐባብኡ ወገናት ዳግም ናብ ጎንፂ ንከይምለሱን ናብ ነባር…
ኣብ ዞባ መተከል ንሰራዊት ምክልኻል ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ግልገል በለስ ኣብታ ቦታ ተዋፊሩ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ኣብቲ ዞባ ንዝርከብ ጉጅለ ጥፍኣት ዝኹንንን ሰልፊ ኣካይዶም።
እቶም ነበርቲ፥ ሰላም ዞባ መተከል ነምምላስ ተዋፊሩ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፖሊስ ፌዴራል፣…
ዕንቅፋትን ፈተናታትን ኣተዓናቒፎም ኣየትርፉናን – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዕንቅፋትን ፈተናታትን ኣተዓናቒፎም ኣየትርፉናን እኳደኣስ ድልድላት መሰጋገሪ ኮይኖም ከገልግሉና ኢዮም” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።
ኣብ ዓለም ወሰንቲ ዝበሃሉ ፈጠራታት ዝተረኸቡ፣ ዘደንቑ ቴክኖሎጂታት ዝተሰርሑን ፀገም ዝፈትሑ…
ምስ ግብረ ራዕዲ ህውሓት ኣብ እንገብሮ ውግእ ድጋፍ ህዝብና ዓቕሚ ይኾነና ኢዩ-ኣብ ግንባር ዝተሰለፉ ሓይሊታት ፀጥታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ግብረ ራዕዲ ህውሓት ኣብ እንገብሮ ውግእ ደጀንነት ድጋፍ ህዝብና ዓቕሚ ዝፈጥርን ዘተባብዕን ኢዩ ክብሉ ኣብ ግንባር ዝተሰለፉ ሓይሊታት ፀጥታ ገሊፆም።
ጉጅለ ጋዜጠኛታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ወሎ ግንባር ኣብ ዝገበሮ ትዕዝብቲ፥…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ሎሚ መዓልቲ ተዘዋዊሮም ዑደት ገይሮም።
ኣብ እዋን እቲ ዑደት ሓፈሻዊ ከይዲ ህንፀትን ዘጋጠሙ ፀጋማትን እቲ ስታዲየም ዝምልከት ብማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣማኻሪ እቲ ትካል ዶ/ር ኢንጅነር…
ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ናይ ከውልተ ዳያኑ መሰል ዘይምኽስ ኣልዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ክልተ ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መሰል ዘይምኽስ ንኅለዓል ውሳነ ምሕላፉ ቤት ፅሕፈት እቲ ጉባኤ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ከምዝገለፆ፥ ሚኒስቴር ፍትሒ ፌዴሪኢ ክልተ ላዕለዎት ዳያኑ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ብገበን…
ንሕና ኣብ ዝተመቻቸወ ኩነታት እናነበርና ወገናትና ተመዛቢሎም ክንርኢ ኣይንደሊን – ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ኮቨንተሪ፣ ሰቶክ ኦን ትሬንትን ማንቸስተርን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት እናፈፀሞ ዝርከብ መጥቃዕቲ ብምኹናን ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ…
ብዝተፈላለዩ ፀገማት ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ብተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ንኽገብር ማሕበር ቀይሕመ ስቀል ኢትዮጵያ ፀዊዑ።
ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ዘብፅሑዎ ፅዕንቶ ብምፅዋር ዘኽእል ሓገዝ…