Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ ጂንካ ዝተሃነፀ ታወር መቆፃፀር ትራፊክ ኣየር ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2024 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ኣብ ከተማ ጂንካ ዝተሃነፀ ታወር መቆፃፀር ትራፊክ ኣየር ህንፀቱ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ።
ምህናፅ እቲ ታወር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጂንካ ኣቢሉ ዝወሃብ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር፥…
ሌተናል ጄኔራል አስራት ዴኔሮን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ሌተናል ጄኔራል አስራት ዴኔሮ፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝንን ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።
መካየዲ ስራሕ ግድብ ህዳሰ ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ፥…
በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር ምስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ምስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ በዓል ኢሬቻ ብሰላማዊ መገዲ ንኽኽበር ግደ መዳርግቲ ኣካላት ዝምልከት ከምዝኾነ ተገሊፁ።
በዓል ኢሬቻ እዚ…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ክልል ሲዳማ ክኽበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ብብርኪ ሃገር 17 መስከረም ኣብ ክልል ሲዳማ ክኽበር ኢዩ።
ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 34 ግዘ “ቱሪዝም ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ባህላዊ፣ ታሪኻዊ፣ ሰብ ሰብ ስራሕን…
ካብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ዝፅምበሩ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ዝፅምበሩ መናእሰይ ሎሚ መዓልቲ ምፍናው ተገይሩሎም።
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ታቦር ካብ ኩለን ወረዳታት እቲ ዞባ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ ምፍናው ገይሩሎም።
ብምንይችል ኣዘዘው
እዋናዊ…
ዶ/ር ሂሩት ካሳው ኣብ ግምባር ወሎ ተረኺበን ሓይሊ ትህነግ እናተቓለሱ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኣበረታቲዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ኣብ ግምባር ወሎ ከተማ ፍላቂት ተረኺበን ሓይሊ ትህነግ እናተቓለሱ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኣበረታቲዐን።
ኣብቲ ግምባር ምስ ዝርከቡ ጀነራላት እውን ኣብ ቀፃሊ ካብ ኣመራርሓ ትፅቢት ዝግበር…
ምስ ተምሃሮ መሰረታዊ ባሕረኛታት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህርዳር መኮድ ካምፕ ዝርከቡ ተምሃሮ መሰረታዊ ባሕረኛ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ።
ምክልትል ኣዛዚ ንሎጂስቲክስ ባሕሪ ሓይሊ ፌዴሪኢ ኮሞዶር ዋለፃ ዋቻ፥ እቲ ትካል ብስልጠና ትምህርቲ ብቑዕን ፕሮሽናልን ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ…
ክፍሊት ሮያሊቲ ባህላዊ ኣፍረይቲ ወርቂ ሙሉእ ብሙሉእ ተላዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብባህላዊ መገዲ ወርቂ እናፍረዩ ናብ ባንኪ ዘቕርቡ ኣፍረይቲ ንክልል ዝኸፍሉዎ ዝነበሩ ክፍሊት ሮያሊቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተለዓለ ተገሊፁ።
ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ “ዝነኣድ ውሳነ” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም…
ሰብዓዊ ድጋፍ ንምብፃሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ጀርመን ድልውቲ ኢያ-ጉንተር ኑክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ናይ ጀርመን መራሂተ መንግስቲ ኣብ ኣፍሪካ ናይ ውልቀ ተወካሊ ከምኡውን ኣብ ጀርመን ናይ ኢኮኖሚ ምትሕብባርን ልምዓትን ሚኒስቴር ናይ ኣፍሪካ ኮሚሽነር ብዝኸኑ ሚስተር ጉንተር ኑክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ…
ንመከላከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍን ምስጋናን መርሃ ግብሪ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመከላከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍን ምስጋናን መርሃ ግብሪ ተኻይዱ።
እቲ መርሃ ግብሪ ብኢትዮጵያ ኩዕሶ እግሪ ፌደሬሽን ዝተዳለወ እንትኸውን፥ "እግር ኳሳችን ለሰላማችን" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ዕላምኡ ድማ፥ ደገፍቲ ስፖርት ናይ…