Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 696 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 696 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ፕሬዝደንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶ/ር ጀማል ኣባፊጣ፥ ኣብ ሱማሌ ላንድ ሃርጌሳ ካምፓስ ብኒውትሬሽን ዘሰልጠኖም 19 ተምሃሮ ካልኣይ ዲግሪ ምምርቑ ተዛሪቦም።
እቲ…
ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ፥ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ንምቁፅፃርን ንምክልኻልን እትገብሮ ንዘላ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ክታበትን ካልኦት…
ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ መዓልቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ዲግሪ ዘምሃሮም 6793 ተምሃሮ ኢዩ እናመረቐ ዝርከብ፡፡
ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ሸውዓተ ቀፅሪታት ልዕሊ 40…
ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጉብናይ ናብ ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ትካላት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጉብናይ ናብ ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲየን።
ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝም ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ሚኒስትር ትራንስፖርት ዳግማዊት ሞገስ፣ ሚኒስትር ዴኤታ…
መርሃ ግብሪ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፅሬት ኣብ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ፅሩይ ቤት ትምህርቲ ንትውልዲ” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ ምንቕናቕ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፅሬት ኣብ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
ሚኒስትር ትምህርቲ ዶ/ር ኢ/ር ጌታሁን መኩሪያ፣ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢ/ር…
ሚኒስቴር ማይ፣ መሰኖን ኢነርጂን ኣብ ኣመሓራ ክልል ብግብረ ራዕዲ ህወሓት መጥቃዕዲ ንዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መፀገኒ ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይ፣ መሰኖን ኢነርጂን ኣብ ኣመሓራ ክልል ብግብረ ራዕዲ ህወሓት መጥቃዕዲ ንዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መፀገኒ ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ድጋፍ ነቲ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ኣገኘሁ ተሻገር ዘረከበ እንትኸውን፥ ሚኒስትር…
ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብክፍሊ ትምህርቲ ጥዕናን ሕጊን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ፅባሕ ከመርቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብክፍሊ ትምህርቲ ጥዕናን ሕጊን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ፅባሕ ከመርቕ ኢዩ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዶክትሬት ሕክምናን ካልኦት ዘፈራት ሕክምናን ብቀዳማይ ዲግሪ ዘሰልጠኖመር ተምሃሮ ኢዩ ፅባሕ ከምርቕ፡፡
ምክትል ኣካዳሚክ ዲን እቲ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ንፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ቅሉዕ ደብዳበ ልኢኾም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ኣህጉራዊን ኩነታት ኣድሂቦም ንፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ቅሉዕ ደብዳበ ልኢኾም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ደብዳበኦም፥ “እዚ ደብዳቤ ኣብ ንፅሕፈሎም እዋን ጭካነ ብዝተመልኦ ተግባር ህወሓት…
ትግራይ ስርዓት ኣልቦ ዝዓሰላ ማእኸል ስቓይ ኮይና ኣላ – ትዴፓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግራይ ንዓቅመ ኣዳም ዘይባፅሑ ሰገናት ናብ ኲናት ዝጓሓፉላ፣ ስርዓት ኣልቦ ዝዓሰላ ማእኸል ስቓይ ከምዝኾነት ምክትል ሓላፊ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ኣይተ ተስፋየ ኣለማየሁ ገሊፆም።
ኣይተ ተስፋየ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ግዜኢ…
ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ኣብ ከተማ ሑመራ ንዝርከቡ ተጎዳእቲ ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝራእቶም ክእክቡ ዘይከኣሉን ንብረቶም ዝዓነዎምን ኣብ ከተማ ሑመራ ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ሓገዝ ተገይሩሎም።
ሓላፊ መተሓባበሪ ከተማ ሑመራ ኣይተ ተሸመ ስዩም፥ እቲ ሓገዝ ንራብዓይ ዙር እናተውሃበ ከምዝርከብን ልዕሊ…