Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ሶማሌ ዝካየድ ምድላው መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝመልከት ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝካየድ መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ከልላዊን ምርጫ መስ ዝወዳደሩ ሕፁያት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ጅግጅጋ ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ ሓላፊ ፓርቲ በልፅግና እቲ ክልል ኢንጂነር መሀመድ…
ህንፀት ሪፈራል ሆስፒታል ድሬደዋ ንምዝዛም ዘኽእል ውዕሊ 350 ሚሊየን ብር ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ህንፀቱ ን10 ዓማውቲ እናተጓተ ዝፀንሐ ሪፈራል ሆስፒታል ድሬደዋ ንምዝዛም ዘኽእል ስምምዕነት ሰነድ ውዕሊ 350 ሚሊየን ብር ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ኡባህ ኣደምን ተወካሊ ኮንስትራክሽን ኤቢ…
ሕብረተሰብ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንግዲ እንትርእይ ሓበሬታ ምሃብ ኣለዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንግዲ እንትርእይ ሓበሬታ ምሃብ ከምዘለዎ ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
ዝረአ ዘሎ ናህሪ ዋጋን ምኽባር ናብራን ንምክልኻል ግብረ ሓይሊ በምጥያሽ ናግ ተግባር ምእታዉ ይፍለጥ።
ብብርኪ…
ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ቅዋም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ግብረ ራዕዲ ዘስፋሕፍሕ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ቅዋም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ግብረ ራዕዲ ዘስፋሕፍሕ ኣካይዳ ከምዝኾነ በዓል ሞያ ሕጊ ኣይተ ውብሸት ሙላት ገሊፆም።
ኣይተ ውብሸት ብፍሉይ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ ኣሜሪካ ብቕሉዕ ግብረ ራዕዲ ከምትቃለስ…
መሰልጠኒ ጦላይ ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ማእኸል መሰልጠኒ ላዕለዋይ በዓል ፍሉይ ጦላይ ብመሰረታዊ ውትድርና ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ሓላፊ ዋና መምርሒ ሓይሊ ሰብ ሕብረት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል ሃጫሉ ሸለማን ዋና ኣዛዚ እቲ መሰልጠኒ…
በዓል ሓዱሽ ዓመት ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ከምዝተኸበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.ም ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ከምዝተኸበረ ግብረ ሓይሊ ፀጥታ ገሊፁ።
እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ብኣካላት ፀጥታ ንዝተፈፀሙ ተግባራት ኣብ ቀፃሊ ንዝኽበሩ በዓላት ሰላማዊ ኮይኖም ንክዛዘሙ ብምግባር ክድገም ይግባእ…
ሓዱሽ ዓመት ናይ ውሽጢን ደገን ፈተናታት ሓሊፍና ሓዱሽ ታሪክ እነመዝግበሉ ክኸውን ኢዩ-ሚኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ናይ ውሽጢን ደገን ፈተናታት ሓሊፍና ሓዱሽ ታሪክ እነመዝግበሉ ክኸውን ኢዩ ክብላ ሚኒስቴር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወርቅነሽ ብሩ ተዛሪበን።
ወይዘሮ ወርቅነሽ ምስ ግዜኢ ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ሰላምን ሓድነትን ሃገርና…
ንዲፕሎማተኛታት ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንዲፕሎማተኛታት ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ።
እቲ ስልጠና ን10 ተኸታተልቲ መዓልታት ዝወሃብ እንትኸውን ኣብቲ ስልጠና ዓለም ለኻዊ፣ ኣህጉራዊን ቀጠናዊን ኩነታትን ካልኦትን ዝምልከቱ ትሕዝቶታት ከምዝድህሰሱ ተገሊፁ።…
ብማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲ ልዕሊ 201 ሚሊየን ብር ዕድጊት ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲ ኣብ በዓል ሓዱሽ ዓመት ልዕሊ 201 ሚሊየን ብር ዕድጊት ከምዝፈፀሙ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እተን ሕበረት ስራሕ ማሕበራት ኣብ ክልላት ምስ ዝርከባ አንዱስትሪታት ሕሻ ብዝተፈጠረሎም ቀጥታ…
ብኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊትን ተፈናቐልቲ ወገናትን ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ብሚኒስተር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊትን ተፈናቐልቲ ወገናትን ድጋፍ ገይሩ።
በቲ ጉጅለ ራዕዲ ጉድኣት ምስ ዝበፅሖም ክፋላት ሕብረተሰብ ዘተ ዝተገበረ…