Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሚኒስቴር ጥዕናን ፖሊስ ፌዴራልን ኣፈፃፅማ መምርሒታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብን ኣፈፃፅማ መምርሒታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ፖሊስ ፌዴራል ተዛቲዮም። ሚኒስተ ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ሳህራላ ኣብዱላሂ፥ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ሃገርና እናተጋደደ ብምምፅኡ ሚኒስቴር ጥዕና ዘቐመጦም…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ዓሌት ኮቪድ-19 ዴልታ ልዑል ጉድኣት እናስዐበ ይርከብ – ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ዓሌት ኮቪድ-19 ዴልታ ልዑል ጉድኣት እናስዐበ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ተዛሪቦም። ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ብፍላይ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ምስፍሕፋሕ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ በቲ…

ንተፈናቐልቲ ዜጋታት ካብ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲታት ዝተገበሩ ድጋፋት ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ንተፈናቐልቲ ዜጋታት ካብ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲታት ዝተገበሩ ድጋፋት ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረኪቡ። ካብ ሽዱሽተ ዩንበቨርስቲታት ዝተኣከቡ እቶም እታዎታት ምግብን ናውቲን፥ ክልል ዓፋር ምስ ትግራይ ኣብ ዘዋስኑ ከባቢታት ጉጅለ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኮሌጅ ፖሊስ ስልጠና ዝወሰዱ መናእሰይ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሳላምን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምሕላው ኣብ ኮሌጅ ፖለስ ስልጠና ዝወሰዱ 259 መናእሰይ ተመሪቖም። ካብ ሞንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 32 ኣባላት ፖሊስ እንትኾኑ፥ ዝተረፉ ድማ ወለንታውያን ኣኽበርቲ ሰላም ስፖርተኛታት ማርሻል ኣርት ኢዮም።…

ኣምባሳደር ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ ግሪክ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣  4መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ ግሪክ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቴሜስቶክሊስ ዲሚትሪስ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን እዋናዊን ኩነታት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ። ኣምባሳደር ደሚቱ፥ ህንፀት ግድብ ህዳሰን ጉዳይ ዶክ…

ኣብ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ዘድሃበ ዘተ ተኻዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባ ገዳታት ኣብ 2014 ዓ.ም ኣብ ሆራ ፊንፊኔን ሆራ ኣርሰዲን ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ ምስ ሕብረት ኣባ ገዳታት ብምትሕብባር ዝተሰናድአ ኢዩ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ…

ሃረማያ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሶማሊላንድ ኣብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ትምህርቲ ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃረማያ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሶማሊላንድ ኣብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ትምህርቲ ክህብ ኢዩ። ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ርከብ ህዝብን ዓለም ለኸን እቲ ዩንቨርስቲ ኣይተ ኣለምእሸት ተሾመ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ድልየት ዕዳጋ ብዘገናዘበ መልክዑ…

ነበርቲ ፍሉይ ወረዳ ቡርጂ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኾኑ 22 ሰንጋታት ሓገዝ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ፍሉይ ወረዳ ቡርጂ ኣብ ግምባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻታትትን  ዝኾኑ 22 ሰንጋታት ሓገዝ ገይረን ገይሮም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ፍሉይ ወረዳ ኣይተ ኣለማየሁ፥ ህዝቢ እቲ ወረዳ ክሳብ…

ኣብ ዓለም ለኸ ፈተና ዝለዓለ ውፅኢት ዘመዝገበ ኢትዮጵያዊ ሰገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናትናኤል ሙሉጌታ ዝበሃል ኢትዮጵያዊ ሰገን ኣብ ካምብሪጅ ዓለም ለኸ ፈተና ለዑል ውፅኢት ኣመዝጊቡ። ነባርነቱ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕታውን ዝኾነ ወዲ 16 ዓመት ሰገን ናትናኤል ዓለም ለኸ ፈተና ካምብሪጅ  2021 በምውሳድ ኢዩ ልዑል ውፅኢት…

ኤጀንሲ ቀረብ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ጨንፈር ጎንደር ንትካላት ጥናን ወፍሪ ህልውናን ዝኸውን 120 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ቀረብ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ጨንፈር ጎንደር ኣብቲ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ንትካላት ጥናን ወፍሪ ህልውናን ዝኸውን 120 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት ከቕርብ ከምዝኸኣለ ገሊፁ። ምክትል ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይተ ተሸመ ኣግማስ፥ እቲ ትካል ዓለም…