Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሃገር ናይ ምፍራስ ድሌት ባንዳታት ንምምካት ህዝቢ ብሓድነት ጠጠው ክብል ይግባእ – ኣይተ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ልገሳ ኣካይዶም፡፡ ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብቲ እዋን ከምዝገለፁዎ፥ ሕልሚ ሃገር ምፍራስ ባንዳታትን ኢድ ኣእታውነት ሓይሊታት ወፃኢን ዝገብሩዎ ወራር ህዝቢ ብሓድነት ጠጠው ብምባል…

ኣብ ደብረ ማርቆስ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰዱ መናእሰይ መርሃ ግብሪ ምረቓ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ከተማ ደብረ ማርቆስ ፃውዒት ወፍሪ ህላወ ክተት ኣምሓራ ተፀምቢሮም ስልጠና ዝወሰዱ መናእሰይ መርሃ ግብሪ ምረቓ ተኻይዱ፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ደብረ ማርቆስ ኣደባባይ ንጉስ ተክለሃይማኖት ከምዝተኻየደ ካብ ፓርቲ ብልፅግና…

ዳያስፖራ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ምትሕብባርን ምትእምማንን ንኽህልወ ክስራሕ ኢዩ – ሉኡኽ ጓድ ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ዳያስፖራ ዘሎ ምክፍፋል ንምውጋድን ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ምትሕብባርን ምትእምማንን ክፍጠር ንምግባር ከምዝሰርሕ ሉኡኽ ጓድ ሰላም ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣካቢ እቲ ሉኡኽ ፕሮፌሰር ብሩክ ሃይሉ በሻህ፥ እቲ ሉኡኽ ኣብ ዝሓለፉ…

ኢትዮጵያዊ ስድራቤት ምስ ትምህርቲ ዘለዎ ምትእስሳር ዘርኢ ፎቶ ተዓዋቲ ብሉፅ ፎቶ ምድሪ እዚ ዓመት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓደ ኢትዮጵያዊ ስድራቤት ምስ ትምህርቲ ዘለዎ ምትእስሳር ዘርኢ ፎቶ ተዓዋቲ ውድድር ብሉፅ ፎቶ ምድሪ 2021 ከምዝኾነ ተገሊፁ። በቢዓመቱ ዝካየድ ውድድር ፎቶ ምድሪ 2021 ተዓወትቲ ዕላዊ ኮይኖም። ኣብቲ ውድድር ሮዚ ሃላም…

ኤክስፖ ዱባይ 2020 1 ጥቅምቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ኮቪድ ተናዊሑ ዝነበረ ኤክስፖ ዱባይ 2020 ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፕውያን 1 ጥቅምቲ 2021 ክጅምር ኢዩ። እቲ ኤክስፖ ብዝተፈላለየ መልክዑ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ሰፊሕ ዕድል ዝፈጥር ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ ኤክስፖ ንኢትዮጵያ ዝገልፁ…

ህፃናት ናብ ኩይናት እናተሳወሩ ኣብ ሞት ዝርከብ ህዝቢ ትግራይ ነቲ ኣሸባሪ መጥቀሚ ክኸውን ኣይግባእን-ምርኮኛታት  

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንም ዘይፈልጡ ህፃናት ናብ ኩይናት እናተሳወሩ ኣብ ሞት ዝርከብ ህዝቢ ትግራይ ነቲ ኣሸባሪ መጥቀሚ ክኸውን ኣይግባእን ክብሉ ምርኮኛታት እቲ ኣሸባሪ ህወሓት ገሊፆም። ካልአይ መምበረ ኣብ ፈንቲ - ረሱ ግንባር  ኣብ ዝተኻየደ ውግእ ቆሲሉ ዝተማረኸ…

ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጥቕዓት ዝበፅሖም 48 ንፁሃን ዜጋታት ክትትል ሕክምና እናገበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጥቕዓት ዝበፅሖም 48 ንፁሃን ዜጋታት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዱብቲ ክትትል ሕክምና እናተገበረሎም ጉጅለ ጋዜጠኛታት ካፍቲ ቦታ ፀብፂቡ። ንፁሃን ዜጋታት ካብ ከቢድ ክሳብ ቀሊል ጉድኣት በፂሑዎም ከምዝመፅኡ…

ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ልዕሊ ህፃናት ዝበፅሐ ጨፍጫፍ ኮኒኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ቃሊ ኩማ ኣብ ዝተብሃለ ጥዕና ጣቢያ ኣፅሊሎም ኣብ ልዕሊ ህፃናት ዘካየዶ ጨፍጫፍ ኮኒኑ። ዳይሬክተር ጉዳያት ሕጊ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ደረጀ ተግይበሉ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…

ኣብ ዓፋር ልዕሊ 200 ንፁሃን ዜጋታት ዝተፈፀመ ጨፍጫፍ ከምዘተሓሳሰቦ ዩኒሴፍ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ክልል ዓፋር ጥዕና ጣቢያን ቤት ትምህርቲን ኣፅሊሎም ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ 100 ህፃናት ሓዊሱ ልዕሊ 200 ዜጋታት ዝበፅሐ ጨፍጫፍ ከምዘተሓሳሰቦ ኣፍሊጡ፡፡ ህይወት ሰባት ካብ ምትፍኡ ብተወሳኺ ንዝመዛበሉ ሰባት ክውዕል…

ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ለጊሶም። ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ዋና ፀሓፊ እቲ ቤት…