Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ዓፋር ልዕሊ 200 ንፁሃን ዜጋታት ዝተፈፀመ ጨፍጫፍ ከምዘተሓሳሰቦ ዩኒሴፍ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ክልል ዓፋር ጥዕና ጣቢያን ቤት ትምህርቲን ኣፅሊሎም ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ 100 ህፃናት ሓዊሱ ልዕሊ 200 ዜጋታት ዝበፅሐ ጨፍጫፍ ከምዘተሓሳሰቦ ኣፍሊጡ፡፡ ህይወት ሰባት ካብ ምትፍኡ ብተወሳኺ ንዝመዛበሉ ሰባት ክውዕል…

ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ለጊሶም። ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ዋና ፀሓፊ እቲ ቤት…

ሰራሕተኛታት በዓል መዚ ጉዳይ ማሪታይም ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኃል ንመሃብ ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን በዓል መዚ ጉዳይ ማሪታይም ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኃል ንመሃብ ወሲኖም። ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ዕዮ እቲ በዓል መዚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዱዎ ዘተ፥ ንህልውና ሃገር ኣብ ዝግበር ወፍሪ…

ኣብ ፀሊም ዕዳጋ ክሽየጡ ዝነበሩ ሸጓጉጢን ዝተፈላለዩ ጠያይቲን ምስ ተጠርጠርቶም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀሊም ዕዳጋ ክሽየጡ ዝነበሩ ሸጓጉጢን ዝተፈላለዩ ጠያይቲን ምስ ተጠርጠርቶም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ብሔራዊ መረጃን ድሕንነትን ኣገልግሎት ብምውዳድ  ብመሰረት ካብ ሕብረተሰብ ዝተውሃበ ሓበሬታ ብምጥቃም ብዝገበርዎ ክትትል፥…

ኣብ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምገባ ተምሃሮ ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምገባ ተምሃሮ ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ይግበር ከምዘሎ ኤጀንሲ ምግብና ተምሃሮ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ አቶ ኢሳያስ ምህረት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ÷…

ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ንመሃብ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን ሚኒሰስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ንመሃብ ቃል ኣቲዮም። ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን ሚኒሰስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን፣ ኮሚሽን ልምዓት መስኖን ኮሚሽን…

ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ዘለወን ምትሕብባር ምጥንኻር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እስራኤል ዘሎ ምትሕብባር ኢንቨስትመንትን ንግዲን ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ዛዕባታት ዘድሃበ ልዝብ ተሳሊጡ፡፡ እቲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቴልኣቪቭ ምስ ትካል ለኣኽቲን ዓለም ለኸ ምትሕብባር ንግዲን እስራኤል ብምትሕብባር…

ሰራሕተኛታት በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ናየወ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ንምልጋስ ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣባላት ማናጅመንትን በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ናየወ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ንምልጋስ ከምዝወሰኑ ተገሊፁ። እቶም ሰራሕተኛታት ሰራዊት ምክልኻል ተግባር ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ንምፍሻልን ሃገር ንምድሓንን ዝተቐበሎ…

ሃፍቶም ብትኽክል ምምዝጋቦም መረጋገፂ ካብ ሞንጎ ዝተሰርሐሎም ኣካላት እቶም 47 ሚኢታዊ ዝኾኑ ዝሃቡዎ ሓበሬታ ዝተሰሓሓተ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ሃፍቶም ብትኽክል ምምዝጋቦም መረጋገፂ ካብ ሞንጎ ዝተሰርሐሎም መመዝገብቲ ሃፍቲ እቶም 47 ሚኢታዊ ዝኾኑ ዘመዝገቡዎ ሓበሬታ ሃፍቲ ዝተሰሓሓተ ከምዝኾነ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ስነ-ምግባርን…

ኣሸባሪ ህወሓት ብሓድነት ምምካትን ዘየዳግም ስጉምቲ ብምውሳድ ኢትዮጵያ ምድሓን ይግባእ-ም/ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮነን

አዲስ አበባ ፣ ነሐሴ 2 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ኣብ ኽልለት ኣምሓራን ዓፋርን  ኣሸባሪ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ወረራ፣ መጥቃዕቲ፣ ውራን መቕተልቲን ኩሉ ሰብ  ብሓድነት ክምክቶን ዘየዳግም ስጉምቲ ብምውሳድ ኢትዮጵያ ምድሓን ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…