Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ማእኸል ባህሊ ካፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክህነፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ባህሊ ካፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክህነፅ ኢዩ።
ነቲ ማእኸል ዝኸውን ርኽክብ ቦታ ይካየድ ኣሎ።
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካፋ ሓዊሱ ንዝተፈላለዩ ብሄር ብሄረሰባት ዝኸውን ማእኸል ባህሊ መህነፂ ቦታ ዝህብ ዘሎ ምዃኑ ይፍለጥ።
እዚ ድማ…
ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ሃብታሙ ኣበበ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ናይ ምምሃር ምስምሃር፣ ኣገልግሎት ምርምርን ማሕበረሰብን ፅሬት፣ ፈትሓውነት፣ ተበፃሕነትን ኣግባብነት…
ፋና ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር ምድላዋቱ ዛዚሙ ናብ ወፍሪ ህልውና ተሓዊሱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር ምድላዋቱ ዛዚሙ ናብ ወፍሪ ህልውና ከምዝተሓወሰ ቤት ፅሕፈት ምሊሻ እቲ ባ ገሊፁ።
ኣብቲ ቤት ፅሕፈት መራሒ ጉጅለ ኣወዳድባ ሓይሊ ሰብን ምውፋር ፀፅታን ሰለሞን ኣለባቸው፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣወዳድባታት ዝተሓቖፈ…
ኣብ መበል ካልኣይ ዙር ምምላእ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ዘተ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ መድረኽ ፓናል ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ካልኣይ ዙር ምምላእ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ዘተ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ መድረኽ ፓናል ይካየድ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ “ከባቢያዊ፣ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ጂኦፖለቲካዊን ፅዕንቶታት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።…
ዩኒቨርሲቲ ጅማ 3 ሺሕን 868 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 868 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ።
ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ሓዊሱ ከፍተኛ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምርቓት ተረኺቦም።
እቲ ዩኒቨርስቲ…
ሰፊሕ ኣፍልጦን ልምዲን ነበር ፕሬዚዳንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምምሃር ይጠቅም ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሣህለ ወርቅ ዘውዴ
አዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ሕይወት ነበር ፕሬዚዳንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ዘድሃበ መፅሓፍ ተመሪቑ።
እቲ መፅሓፍ ብደራሲ ዓለምነህ ረጋሳ ዝተዘጋጀወ እንትኸውን፥ "ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ዊርቱ እና የኢትዮጵያ ዓለም አቀፍ ዲፕሎማሲ ከ1949 ዓ.ም እስከ ... " ዝብል…
ፈተነ ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2014 ዓ. ም ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ትምህርቲ ፈተነ ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2014 ዓ. ም ኣብ ዝተሓረዩ ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝጅመር ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ደኤታ እቲ ሚኒስቴር ዶ/ር ገረመው ሁሉቃ፥ ነቲ ፈተነ ዝኾና ኣብ ሕድ ሕድ ወረዳ ካብ ዘለዋ ቀዳማይ ብርኪ…
ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ሓሊዮት ዘርእይሉ መድረኽ ኣብ ብሄራዊ ትኣትር ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ መድረኽ ኣብ ብሄራዊ ትኣትር ኣካይዶም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሰብ ሞያ ኪነጥበብን ተረኺቦም።
ኣብቲ መድረኽ መደረ ዝገበሩ…
ሓገዝ ተኸልኪለ ዝብል ኣሸባሪ ውድብ ህወሓት ሓገዝ እኽሊ ዝተኸመረሎም መኽዝናት ኣቃፂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓገዝ ተኸልኪለ ዝብል ኣሸባሪ ውድብ ህወሓት ሓገዝ እኽሊ ዝተኸመረሎም መኽዝናት ከምዘቃፀለ ተገሊፁ።
በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ ውሳነ መንግስቲ ብዘምቕባል ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ትንኮሳ ዝፍፅም ዘሎ ኣሸባሪ ህወሓት፥ ብሓደ ወገን ሓገዝ…
ሓይሊ ኢትዮጵያን ሰራዊት ምክልኻል ሶማሊያን ብሓባር ብዝወሰድዎ ስጉምቲ ጉጅለ ኣልሸባብ ተደምሲሱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሶማልያ ዋጅድን ከባቢኡን ደገፍ ዝህብ ዘሎ ሓይሊ ኢትዮጵያን ሰራዊት ምክልኻል ሶማሊያን ብሓባር ብዝወሰድዎ ስጉምቲ ጉጅለ ኣልሸባብ ተደምሲሱ።
ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሶማልያ ንሴክተር ሰለስተ ድጋፍ እናሃበ ዘሎ መበል ሳልሳይ ብርጌድ…