Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ነበርቲ ሓረስቶት ከተማ ሱሉልታን ቡራዮ ከባቢን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ሓረስቶት ከተማ ሱሉልታን ቡራዮ ከባቢን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብምውጋዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይገብሩ ኣለዉ።
እቶም ሰልፈኛታት ብኣሽሓት…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሸባሪ ጉጅለ ትህነግ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዘለዎ…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሸባሪ ጉጅለ ትህነግ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዘለዎ ደገፍ ንምግላፅን ዘኽእል ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ኣብ መስቀል ኣደባባይ…
ጁንታ ህወሓት አገዲዱ ናብ ኩይናት ብኣንፈት ዓፋር ዘሰለፎም ህፃናትን መናእሰይን ኢዶም ይህቡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብቐሊሉ ኣዲስ ኣበባ ክንኣቲ ኢና ዓፋር ሰመራ ንምብፃሕ 77 ኪሎ ሜትሮ ቀሪዩና፤ ብምባል ንሰለስተ መዓእታት ብምስልጣን ጁንታ ህወሓት አገዲዱ ናብ ኩይናት ብኣንፈት ዓፋር ዘሰለፎም ህፃናትን መናእሰይን ኢዶም ይህቡ ኣለዉ።
እቶም…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 1 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ሜዳሊያ ነሓስ ብምርካባ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ ንማራቶን ተወዳደርቲ ደቂ ተባዕቲዮ ፅቡቕ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንመህነፂ ባህሊ መኣከል ዞባ ከፋ ካርታ ቦታ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 1 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንመህነፂ ባህሊ መኣከል ዞባ ከፋ ካርታ ቦታ ሂቡ።
ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንመህነፂ ባህሊ መኣከል ዞባ ከፋ ካርታ ቦታ ኣረኪበን።
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካፋ ሓዊሱ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ብኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 1 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ሜዳሊያ ነሓስ ብምርካባ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ …
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትህነግ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዘለዎ ደገፍ ንምግላፅን ዘኽእል ሰልፊ ፅባሕ ክግበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሸባሪ ጉጅለ ትህነግ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዘለዎ ደገፍ ንምግላፅን ዘኽእል ሰልፊ ፅባሕ ክግበር ኢዩ።
ኣብቲ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝካየድ…
ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ንኢትዮጵያ ተወሳኺ ሜዳልያ ኣምፂኣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ውድድድ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተወዳደረት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ንኢትዮጵያ ተወሳኺ ሜዳልያ ኣምፂኣ።
ኣትሌት ለተሰንበት ነቲ ውድድር ሳልሰይቲ ብምዃን ኢያ ዛዚማቶ።
ኣብቲ ውድድር ትውልደ ኢትዮጵያዊት ሲፋን…
ማእኸል ባህሊ ካፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክህነፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ባህሊ ካፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክህነፅ ኢዩ።
ነቲ ማእኸል ዝኸውን ርኽክብ ቦታ ይካየድ ኣሎ።
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካፋ ሓዊሱ ንዝተፈላለዩ ብሄር ብሄረሰባት ዝኸውን ማእኸል ባህሊ መህነፂ ቦታ ዝህብ ዘሎ ምዃኑ ይፍለጥ።
እዚ ድማ…
ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ሃብታሙ ኣበበ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ናይ ምምሃር ምስምሃር፣ ኣገልግሎት ምርምርን ማሕበረሰብን ፅሬት፣ ፈትሓውነት፣ ተበፃሕነትን ኣግባብነት…