Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም።
እቶም ሰራሕተኛታት ንሓድነት ሃገር ህይወቱ እናሃበን እናተዋገአን ንዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም መልጋሶም ከምዘሐጉሶም ገሊፆም።
ካሊእ ክፋል ሕብረተሰብ…
ብኣንፈት ምዕራብ ትግራይ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝኸውን መተሓላለፊ ኮሪደር ይከፈት ዝብል ድፍኢት ተቐባልነት የብሉን-ኣይተ ምትኩ ካሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዝደሊዩ ተሓገዝቲ ረድኤት ንምቕራብ ብዝብል ሓደ ሓደ ምዕራባውያንን ትካላቶምን ብኣንፈት ምዕራብ ትግራይ መተሓላለፊ ኮሪደር ይከፈት ዝብል ድፍኢቶም ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን…
ህዝቢ ኣምሓራ ምስ ካልኦት ብሄር ብሄረሰባት ብምዃን ንሓይሊ ፀረ ኢትዮጵያ ክቐፅዖ ኢዩ-ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኣምሓራ ምስ ካልኦት ብሄር ብሄረሰባት ብምዃን ንሓይሊ ፀረ ኢትዮጵያ ክቐፅዖ ኢዩ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኣፍሊጡ።
እቲ ፓርቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ኵናት ህልውና ኢትዮጵያ ዝረጋገፀሉን ሃገራዊ ክብራ ክብ ዝብለሉን ኢዩ ኢሉ።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብዝተረኸቡ ተወሰኽቲ ውፅኢታት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብዝተረኸቡ ተወሰኽቲ ውፅኢታት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መለእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብኣትሌት ለሜቻ ግርማ ብ3000 ሜትሮ ዝተረኸበ ሜዳሊያ ብሩርን…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብዝተረኸበ ተወሳኺ ሜዳልያታት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መለእኽቲ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብዝተረኸበ ተወሳኺ ሜዳልያታት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መለእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
እተን ፕሬዚዳንት “ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂተባዕቲዮ ብ3000 ሜትሮ ውድድር መሰናክል ሜዳሊያ ብሩር ከምኡውን…
ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶ/ር ደብረፅዮን ካብ መንጎ ዝተኸሰሱ 62 ተኸሰስቲ እቶም 19 ናብ ቤት ፍርዲ ብምቕራብ ክሶም ብፅሑፍ ንክበፅሖም ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ካብ መንጎ ዝተኸሰሱ 62 ተኸሰስቲ እቶም 19 ናብ ቤት ፍርዲ ብምቕራብ ክሱም ብፅሑፍ ንክበፅሖም ተገይሩ።
ብመሰረት እዚ ኣይተ ስብሐት ነጋን ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂምን ሓዊሱ ብገበን ሽብር ዝተኸሰሱ…
መራገብቲ ፕሮፓጋንዳ ህወሓት ናይ ሓሶት ምስሊታትን ስእሊታትን ብምቅንብባር ወፍሪ ’ጭፍጨፋ ሑመራ’ ከምብሓዱሽ የለዓዕሉ ኣለዉ-መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)መራገብቲ ፕሮፓጋንዳ ህወሓት ናይ ሓሶት ምስሊታትን ስእሊታትን ብምቅንብባር ወፍሪ ’ጭፍጨፋ ሑመራ’ ከምብሓዱሽ የለዓዕሉ ከምዘለዉ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ።
ስለዝኾነ ኩሉ ሰብ ፈጠራ ህወሓትን ዝተሰሓሓተ ሓበሬታን ንከፍሽል መፃረዪ…
ኢትዮጵያ ብልዑል ጭቆና ዝመርሕ ዝነበረ ህወሓት ሰብኣዊ ደገፍ ናብ ትግራይ ንከይኣቱ ይገብር ኣሎ- ካውንስል ኣትላንቲክ ማእኸል ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ዓመታት ንኢትዮጵያ ብልዑል ጭቆና ዝመርሕ ዝነበረ ህወሓት ሰብኣዊ ደገፍ ናብ ትግራይ ንከይኣቱ ይገብር ኣሎ ክብላ ምክትል ዳይሬክትር ካውንስል ኣትላንቲክ ማእኸል ኣፍሪካ ብሮንዊን ብሩተን ገሊፀን።
ብሮንዊን ብሩተን፥ ምስ ቢቢሲ ኣብ…
ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓን ናይ ፌዴራል ፖሊስ ገበን ምክልኻል ዘርፊ ዲፕሎማቲክ ሓለዋ ዲቪዥን ኣፍልጦ ተዋሂቡ።
ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ፀረ ሸብርን ዝተወደቡ ገበነኛታት ቁፅፅርን ኮማንደር በላይ ከበደ፥…
ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንምትካል ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 6 ቢሊየን ፈልሲ እቲ 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።
ካብ መንጎ እቶም ዝተተኸሉ ፈልሲታት ፍራምረ ብበዝሒ ከምዝተተኸሉ ዳይሬክተር…