Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳነት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳነት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ተዛቲዮም። እቲ ብቴሌፎን ዝተኻየደ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቱርኪን ቀጠናዊ ዛዕባታትን ትኩረት ዝገበረ ኢዩ ነይሩ። ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን፥…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ስሩዕ ጉባኤ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ብቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ኣፈፃፅማ መደባት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ፣ ዋና ኦዲተር እቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝናፈሱ ወረታት መሰረት ኣልቦ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ኣፅዋር ኩይናት የጎዓዕዝ ኣሎ ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝናፈሱ ወረታት መሰረት ኣልቦ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ. ናብ ትግራይ ዝግበር በረራ ከምዝተቛረፁ…

ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ሃረሪ ክልል ርዕሰ ምምሕዳር ኣይተ ኦርዲን በድሪ ፣ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ አብደላ ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት …

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ፅባሕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ፅባሕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ስሩዕ ጉባኤ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ብቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ኣፈፃፅማ መደባት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ፣ ዋና ኦዲተር እቲ ክልል ብምቕራብ ከምዝዝተየሉ ካብ…

ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ድሬዳዋ ምፍናው ተይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ድሬዳዋ ምፍናው ተይሩሎም። ተግባር ምፍራስ ሃገር ኣሸባሪ ህወሓት ንምክልኻልን ንምምካንን ንሃገረይ ክወፍር ኢየ ብምባል ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕዋስ ዝወሰኑ መናእሰይ ድሬዳዋ ኢዮም…

ኣብ ሓደ መዓልቲ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን 100 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ መዓልቲ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን 100 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ተኣኪቡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍፁም ኣረጋ ኣብ ምሕበራዊ ሚዲየኦም ሓዱሽ ታሪክ ተፃሒፉ ክብሉ ገሊፆም። ዲያስፖራ ንግድብ ህዳሰ ብዝገብሮ ዘሎ ደገፍ  አመስጊኖም።…

ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ወፍሪ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣  25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ወፍሪ ኣምሪሖም። ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምብእታን ዝኸፈቶ ኩይናት ንምምካትን ሉእላውነት ሃገር ንምሕላውን ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል…

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ማእሰርቲ ኬኒያ ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ማእሰርቲ ኬኒያ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ናይሮቢ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጣቢያታት ፖሊስ   ካቱንዱ፣ ኪያምቡ፣ ቲካ፣ ጊጊሪ፣ጁጃን ሩይሩን ተኣሲሮም ዝነበሩ 117 ዜጋታት ምስ ቢሮ ምርመራ…

ባህጊ ምፍራስ ሃገር ጉጅለ ኣሸባሪ ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኢትዮጵያውያን ክውቃዕ ኢዩ-ደቂ ኣኒስቲዮ ክልል ዓፋር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህጊ ምፍራስ ሃገር ጉጅለ ኣሸባሪ ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኢትዮጵያውያን ክውቃዕ ኢዩ ክብላ ደቂ ኣኒስቲዮ ክልል ዓፋር ገሊፀን። ካብቲ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ዝተውፃእፅኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ከተማ ሳማራ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይደን። እተን…