Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ክልል ሲዳማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ 45 ሚሊየን ብር ብዓይነትን ብርን ደገፍ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ 45 ሚሊየን በር ግምት ዘለዎ ብዓይነትን ብርን ደገፍ ገይራ።
ዳይሬክተር ዋና ዳይሬክቶሬት ዋና መምርሒ ፋይናንስ ስራ ኣመራርሓ ሕብረት ሎጀስቲክስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብ/ጀ…
ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐተሉ ኣባላት ጊዚያዊ ምምሕዳር ዝዝክር ሽምዓ ምብራህ ስነስርዓት ሎሚ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐተሉ ልዕሊ 100 ኣባላት ጊዚያዊ ምምሕዳር ዝዝክር ሽምዓ ምብራህ ስነስርዓት ሎሚ ንጉሆ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ተኻይዱ።
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ትግራይ ድሕሪ ምውፅኡ ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር…
ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ኣሸባሪ ህወሓት ዝውሰድ ስጉምቲ ብምድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ኣሸባሪ ህወሓት ዘውሰድ ስጉምቲ ብምድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም።
እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ካርቱም ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ፥ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝግበር ፅዕንቶን ኢድ ኣእታውነትን ወፃኢ ኣጥቢቕና ነውገዝ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕዋታ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፈን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “እናት ኢትዮጵያ…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ ግዜን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ውሕመ ካብ 1984 ዓ.ም . ፈ. ጀሚሩ…
ኣባላት እዚ ምዕራብ ንህወሓት ግብኣተ መሬት ንምእታው ኣብ ኣተኣማማኒ ቁመና ይርከብ-ሜ/ጀ መሰለ መሰረት
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ሜጀር ጀኔራል መሰለ መሰረት፥ ኣባላት እዚ ምዕራብ ንህወሓት ግብኣተ መሬት ንምእታው ኣብ ኣተኣማማኒ ቁመና ይርከብ ኢሎም።
ሜጀር ጀኔራል መሰለ፥ ናብ እዚ ምዕራብ ዝተሓወሱ መሰረታዊ ወታደራት ኣቀባበላ ኣብ ዝተገበረሎም እዋን…
ኮ/ር ደራርቱ ቱሉ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክሰ ኢትዮጵያ ኮማንደር ደራርቱ ቱሉ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕዋታ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፈን።
ኮማንደር ደራርቱ ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ብምዕዋታ እንኳዕ ደስ በለና-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕዋታ እንኳዕ ደስ በለና ክብሉ መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም።
ኣብቲ ዝተገበረ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ሰለሞን ባረጋ ንኢትዮጵያ…
ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲየን
አዲስ አበባ፣ ሃምሌ 23፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ ግዜን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲየን።
እቶም መራሕቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ፀፅታዊን ሰብኣዊ ሓገዝን ብዝመልከት ምልዛቦም ተገሊፁ።…
ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛ መንግስቲን ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛ መንግስቲን ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ኣይተ ኢስሃቅ ኣብዱልቃድር÷ ሃገር ንምድሓን ንዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ከም ክልል ዝተፈላለዩ…