Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ  ከተማ ድሬዳዋ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ  ከተማ ድሬዳዋ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊ ተኻይዱ። ነበርቲ ኣብ ዝሓዝዎ ጭርሖ፥ ''ኢትዮጵያ ስዒራ ንቐፃሊ እውን ክትዕወት ኢያ፣ ንሕና ኣብ ጎኒ ሰራዊትና ኢና፣ ክብርን መጎስን ክቡር ህይወቶም…

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከተማ ባሌ፣ ጅማ፣ ምዕራብ ኣርሲ፣ ሻሸመኔ ሓዊሱ ኣብ ዝፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ   ህዝባዊ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከተመ እንጂባራ፣ ጎንደር ህዝባዊ ደገፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ፥  ሰራዊት ምክልኻል…

ክልል ሲዳማ ካልኣይ ዙር ሃገራዊ ፃውዒት ምልኣኽ ፍሉይ ሓይሊ ንምክያድ ምድላዉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሲዳማ ካልኣይ ዙር ሃገራዊ ፃውዒት ምልኣኽ ፍሉይ ሓይሊ ንምክያድ ምድላዉ ኣፍሊጡ። እቲ ፍሉይ ሓይሊ ሰላም ሃገር ንምሕላው ይሰርሕ ከምዘሎን ሃገራዊ ፃውዒት በምቕባል ንዕብየት ሃገር ነቀርሳ  ዝኾነ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንምውጋድ ቆሪፆም…

ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብቐሊሉ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል www.mygerd.com ዝበሃል ድረ ገፅ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብቐሊሉ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል www.mygerd.com ዝበሃል ድረ ገፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ። ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ራእይ ምዕባለ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ንክኸውን፣ ንዓብዪ…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ሰኑይ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ሰኑይ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ጉባኤኡ ዘካይድ እንትኸውን፥ ኣፈፃፅማ መደባት 2013 ዓ.ም ክግምግም ኢዩ። ብተወሳኺ መደባት ኣፈፃፅማ 2013 ዓ.ም ቤት ፅሕፈት እቲ…

ነበርቲ ከተማ ኣዳማ፣ ዞባ ጋሞን ዞባ ምብራቕ ሸዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ብሰልፊ ይገልፁ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዳማ፣ ዞባ ጋሞን ዞባ ምብራቕ ሸዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ብሰልፊ ገሊፆም። እቶም ሰልፈኛታት፥ “ንሃገር ምሟት ክብሪ ኢዩ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ክንስለፍ ኢና” ኣፍሪካ ንኣፍሪካውያን ግደፉሎም፣ ህዝቢ ትግራይ…

ኣባላት ካቢኔ ክልል ሃረሪ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ካቢኔ ክልል ሃረሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ለጊሶም። እቶም ኣባላት ካቤኒ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ እውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ምልጋሶም ይዝከር። ኣባላት ቤት ምኽሪ እቲ ምምሕዳር…

ጁንታ ፀረ-ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ብዕሊ እናንዳዕደዐ ይርከብ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ፀረ-ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ብዕሊ እናንዳዕደዐ ይርከብ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ መንግስቲ ፌደራል፣ ብግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቢሉ…

ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ንምምካት ተመረቕቲ ዝሓሸ ዓቕሚ ክፈጥሩ ኢዮም-ሌተናል ጄነራል አስራት ዴኔሮ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ “ሁርሶ ኮንቲንጀንት ማሰልጠኛ” መሰረታዊ ወተሃደራት ንካልኣይ ጊዘ ኣመሪቑ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ኣብራኽ ህዝቢ ዝወፅአን ዝኾነ ይኹን መፅቀጥቲ ንምስባር ቁርፀኛ ዝኾነ ምዃኑ ዋና ኣዛዚ…