Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጨፌ ኦሮሚያ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝቐረቡ ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔ ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ኣባላት ካቢኔን ኮይኖም ንኸገልግሉ ዘቕረቡዎም ተሸወምቲ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፅቑ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ኣወል ኣብዲ - ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር ክልል…

ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ብህወሓት ኣብ ዝዓነዉ ትካላት ጥዕና ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ትካላት ጥዕናን ዝተመዛበሉ ዜጋታትን ጎብኒየን። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ሓዊሱ…

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ መዛዘሚ ጎስጓስ መረፃ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ 20 መስከረም ንዝካየድ መረፃ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ጎስጓስ መረፃ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ኣካይዱ። ኣብቲ መዛዘሚ ጎስጓስ መረፃ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብለርፅግና ሶማሌ ኢንጂነር መሀመድ ሻሌ ሓዊሱ ላዕለዎት ሕፁያት…

3 ሺሕን 375 ጠያይቲ ክላሽንኮቭን 783 ጠያይቲ ብሬንን ሓቢኡ ክሓልፍ ዝፈተነ ውልቀሰብ ኢድ ብኢድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ተዋዲዶም ብዝገበሩዎ ክትትል ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም። ኣብ ከተማ ጎንደር ቀበሌ 18 ዝነብር እሸቴ ፀጋው ዝተብሃለ ተጠርጣሪ ካብ ከተማ ጎንደር ናብ ከተማ ባህርዳር…

ሓዱሽ መንግስቲ ንህዝቢ ቃል  ዝኣተዎም ጉዳያት ንምፍፃም ለውጢ ኣወዳድባ ሒዙ ክመፅእ ኢዩ –  ዶክተር አብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝጣየሽ መንግስቲ ንህዝቢ ቃል  ዝኣተዎም ጉዳያት ንምፍፃም ዘኽእሎ ኩለመዳይ ለውጢ ኣወዳድባ ሒዙ ከምዝመፅእ  ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር አብርሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብርሃም በላይ ዝቕፅል ምስረታ መንግስቲ ኣመልኪቶም ምስ…

ኣይተ ሽመልስ አብዲሳ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ንኣይተ ሽመልስ አብዲሳ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ገይሩ ሾይሙዎም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…

ወ/ሮ ሰዓዳ አብዱረሃማን ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 6ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ተጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ወይዘሮ ሰዓዳ አብዱረሃማን ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ከም ኡ እውን ኣይተ ኤልያስ ኡመታ ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ጨፌ ኮይኖም ተመሪፆም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ጨፌ ኦሮሚያ 6ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ጉባኤ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 6ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ተጀሚሩ። ጨፌ ኦሮሚያ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ክጣየሽ ኢዩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…

ሓዱሽ ዓመት በዓል ብሄር ወላይታ ጊፋታ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት በዓል ብሄር ወላይታ ጊፋታ ሲምፖዚየም ባህሊን ቋንቋን ብሄር ወላይታ ብምክያድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሶዶ እናተኸበረ ይርከብ። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ዶክተር እንድሪያስ ጌታን ሓላፊ መምርሒ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ኣይተ ጌታቸው…

ባንኪ ዓለም ንከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝገብሮ ሓገዝ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ መተሓባበሪ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም። እቶም መተሓባበሪ፥ “ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ጠቓሚ ልዝብ ገይርና፤ እቲ…