Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ለበዳ ኮቪድ ንምቁፅፃር ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዓውዲ ሚዲያ ዓብዪ ተጋድሎ ገይሩ ኢዩ-ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣  26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ኮቪድ ንምቁፅፃር ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዓውዲ ሚዲያ ዓብዪ ተጋድሎ ገይሩ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እቶም ሚዲያታት ነቲ ቫይረስ ንምክልኻል ዝሕግዙ መረዳእታታት ብምሃብን ናይ ተግባር ስራሕ ብምስራሕን…

ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዓፋር ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ክልል ዓፋር ህወሓት ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ንዝተፈናቐሉ 530 ሺሕ ብር ግምት ዘለዎ ሰብኣዊ ድጋፍ ገይሮም። ሓላፊት ማሕበራዊ ጉዳይ እቲ ክልል ወይዘሮ ዘሃራ ኡመድ፥ ማሕበረሰብ ድጋፍ እናገበረ እኳ እንተኾነ መንግስታዊ ዘይኮኑ…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ን1 ሺሕ ተፈናቐልቲ መራሕቲ ስድራ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብሰንኪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነዝተመዛበሉ ኣብ ግዚያዊ መፅለሊ ደባርቕ ንዝርከቡ 1 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ድጋፍ ገይሩ። ኣብቲ ማሕበር ኣተሓባባሪ ቅርንጫፍ ጎንደር ኣይተ ኣታለል ታረቀኝ ንግዜኢ ከመዝበልዎ፥ ነቶም…

ኣብ ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ድጋፍ ይገብር ምህላዉ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ይገብር ምህላዉ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ለዕሊ 112 ሺሕ ተፈናቐልቲ ከምዘለዉ ዝገለፀ እቲ ትካል፥ ን30 ሺሕ ዜጋታት ድጋፍ ምግቢ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። ኣብ ሓሙሽተ…

24 መስከረም መንግስቲ ከምዝጣየኝ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣  25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ መንግስቲ ፌዴሪኢ ሓምሻይ ዓመት ዘመን ስራሕ ዛዚሙ ሻድሻይ ዓመት ንምጅማር ምድላው ምዝዛሙ ገሊፆም። እቲ ቤት ምኽሪ 24 መስከረም 2013 ዓ.ም መነግስቲ ከምዘጣይሽ ተዛሪቦም። እቲ ቤት ምኽሪ…

ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ንምድምሳስ ጥምረት ተዋጋእቲ መካናይዝድን እግረኛን ርኡይ ታራ ኣለዎ – ብርጋዴር ጀነራል ብርሃኑ ጥላሁን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንምድምሳስ ጥምረት ተዋጋእቲ መካናይዝድን እግረኛን ርኡይ ታራ ከምዘለዎ ኣዛዚ ቀዳማይ ኮር እዚ ሰሜን ምዕራብ ብርጋዴር ጀነራል ብርሃኑ ጥላሁን ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኢትዮጵያ ከፍርስ ኢየ ብዝብል ሕልሚ ካብ…

ናይ ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ዓፋር ክልል ወረዳ በራህሌ ንዝርከቡ ንተፈናቐልቲ ወገናት ናይ ምግቢ ሓገዝ ገይሩ። ምክትል እቲ ዩንቨርስቲ ፕሬዝዳንት ዶክተር አብዱረህማን ከደር ሓዊሱኣመራርሓ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብቲ ቦታ ብምኻድ እቲ ረድኤት ከምዘብፅሑ…

ኣብ ኡጋንዳ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ንሃገር መከላከያ ሰራዊት ዘለዎም ድጋፍ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣  25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኡጋንዳ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ንሃገር መከላከያ ሰራዊት ዘለዎም ድጋፍ ገሊፆም። እቶም ኢትዮጵያውያን ብኣሸባሪ ህወሓት ጉጅለ ትዕቢት ዝተኸፈተና ወረራ ንምምካት ኣብ ግንባር እናተዋደቐ ምስ ዘሎ ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ጎኒ ደው ከምዝብሉ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ተተሓሓዝቲ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢን ወኢን ዝገጠማ ፈተና ዝምልከት መበገሲ ፅሑፍ ቀሪቡ፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ብግደኦም ንሕና ተጋሩ…

ኣብ ክልል ሃረር ዝካየድ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ዝካየድ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝርከብ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣካላት ፀፅታን መንግስቲን ኣብቲ ክልል ዝካየድ መረፃ ሰላማዊን ፍትሓዊን ኮይኑ ክዛዘም…