Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዝነበሩ ልኡኽቶታት ብዓወት ንምውፃእ ሓገዝ ህዝቢ ናይ ሞራል ስንቂ ኮይኑና ኢዩ – ብ/ጀነራል ኣስፋው ማመጫ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማን ክፍለ ከተማ የካ ብምዃን መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮጵያን ንኽደና ብዝብል ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም፡፡
ዳይሬክተር ተወካሊ ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ብርጋዴር ጀነራል ኣስፋው…
ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጥቅምቲ ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጥቅምቲ ከምዝወሃብ ሃገር ለኸ ኤጀንሲ ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ዴላሞ ኦቶሬ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥…
ኣብ ልዕሊ ተጠርጠርቲ ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብዚ ሰሙን ክሲ ከምዝምስረት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ተጠርጠርቲ ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብዚ ሰሙን ክሲ ከምዝምስረት ምክትል ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣይተ ፈቃዱ ፀጋዬ ኣፍሊጦም።
እቶም ተጠርጠርቲ ብኣግባብ ሕጊ ብፍትሒ መገዲ ከይኮነን ብካልኦት ድፍኢት ነፃ ንምውፃእ ይፀዓዓሩ…
ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ሞጣ-ጃራጌዶ 69 ሚኢታዊ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ሞጣ-ጃራጌዶ 69 ሚኢታዊ ከምዝተዛዘመ በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ፕሮጀክት ናብ ስራሕቲ ምንፃፍ ኣስፋልት ዝተሰጋገረ እንትኸውን፥ ስራሕቲ ምቑራፅ ጎቦን ሓመድን፣ ምድግዳግ ዝተፀረገ መሬት፣ ኮርስ ቤዝ፣ ምቕባር…
2 ሺሕን 6 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 6 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል…
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ መሃማት ንቀ/ሚ ኣቢይ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ መሃማት ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ኣቦ መንበር ውፅኢት ምርጫ ዕላዊ ብምዃኑ ድጋፎም ዝገለፁ እንትኾኑ፥ ኣብቲ መርጫ ዝተሳተፉ ኣካላት እውን…
ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ፍትሓዊ ድርድር መዕለቢ ንኽረክብ ድልውቲ ኢያ – ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰ ናብ ሕብረት ኣፍሪካ ክምለስ ንዝገበሩ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብሕቡራት መንግስታት ምስጋና ኣቕሪቦም።
ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ጉድኣት…
ፕሬዚዳንት ኦማር ጊሌህ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓልሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ጁቡቲ ኦማር ጊሌህ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓልሊፎም።
እቶም ፕሬዚዳንት 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ቀዳማይ ሚነስትር አቢይ መንግስቲ ንምጥያሽ ዘኽእል ድምፂ ብምርካብኩም…
ቻይና፥ ኢትዮጵያ ብዓወት ዝዛዘመቶ ምርጫ ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና፥ ኢትዮጵያ ብዓወት ዝዛዘመቶ ምርጫ ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ።
እታ ሃገር ብኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢኣ ሊያን ዣኦ ኣቢላ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘመሓላለፈቶ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ምርጫ ብዓወት ምዝዛማ…
ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን።
እተን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ንሰለስተ መዓልታት ዘካየዳ እንትኾና፥ ኣብቲ ዘተ ኣብ ዝሓለፈ ናይ…