Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ማሕበር ልምዓት ሲዳማ ምርኢት ንግዲን ባዛርን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ሲዳማ ቀዳማይ ምርኢት ንግዲን ባዛርን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተጀሚሩ። 'ነፃነትና ንልምዓትና' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተጀመረ ባዛር፥ ልዕሊ 200 ኣፍረይቲን ነጋዶን ተሳቲፎም፡፡ እቲ ማሕበር ልምዓት ምስ ፕሮሞሽን ኢላ ብምዃን…

በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርን ክንክን ጥዕና ምግቢን መድሓኒትን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርን ክንክን ጥዕና ምግቢን መድሓኒትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ፡፡ ሰራሕተኛታት…

ኣብ ንፋስ መውጫ ጨንፈር ዩኤስ ኣይ ዲ ብግብረ ራዕዲ ተዘሪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ወረዳ ጋይንት ከተማ ነፋስ መውጫ ዝርከብ ኣብ ጨንፈር ዩኤስ ኣይ ዲ ዝኾነ ዓለም ለኸ ትካል ገባሪ ሰናይ ኤፍ-ኤች ኢትዮጵያ ንብረቱ ብግብረ ራዕዲ ዕንወትን ዘረፋን ከምዝተፈፀመሉ ሓላፊ እቲ ትካል ተዛሮቦም። መካየዲ ስራሕ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ዝነበረ ሓፂን ንዕዳጋ ክቐርብ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ዝነበረ ሓፂን ብሕጋዊ መገዲ ንዕዳጋ ብምቕራብ ኣታዊኡ ንምንግስቲ ክኸውን ተወሲኑ።  እቲ ኣብ 13 ዝተፈላለዩ ቦታታት ተኸዚኑ ዝነበረን ብዋጋ ዘረጋግዕ ግብረ ሓይሊ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓለን ልዕሊ 1 ሺሕ…

ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሰራዊት ዝኸውን ልዕሊ 2 ሺሕ ሰንጋ ድጋፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ህዝቢ እቲ ክልል ንሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝገብሮ ዘሎ ድጋፍ ንፀላእትና ሓደ ምዃንና ዘርኣየ ተግባራዊ ምላሽ ዝሃበ ከምዝኾነ ናይ ደቡብ ክልል ምክትል ርእሰ…

ብቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝተትሓዙ ቅዋማት ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ዝተገንዘቡ ነይሮም-ኣምበሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ብቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝተትሓዙ ቅዋማት ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ዝተገንዘቡ ነይሮም ከብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምበሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።  ኣምበሳደር ዲና ንኢፕድ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብቲ ኣኼባ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ኬንያን…

ነበርቲ ደቡብ ኦሞ ዞባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ይገልፁ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ደቡብ ኦሞ ዞባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ብሰለማዊ ሰልፊ ይገልፁ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ ኣብ ጅንካ ከተማ ዝተፈላለዩ መፈክራት ብምሓዝ ህይወቱ ገቢሩ ናይ ኢትዮጵያን ሉዓላዊነት ንምኽባር ዝዋደቕ ዘሎ መከላለከያ ሰራዊትን ሚሊሻን…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደባርቕ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደባርቕ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ሓገዝ ገይሩ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሰሜን ጎንደር እቲ ማሕበር ኣይተ ኣታለል ታረቀኝ፥ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ንኣደታትን ህፃናትን ዝኸውን ሃናፂ ምግቢን ናውቲ መሕለዊ ፅሬትን…

ኣብ ኣርባ ምንጭ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ንመከላከያ ሰራዊት ዝድግፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርባ ምንጭ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ንመከላከያ ሰራዊት ዝድግፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብረ ነበርቲ ኣርባ ምንጭን ከባቢኣን ተሳቲፎም። ኣብቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ንመከላከያ ሰራዊት ዝድግፍን…

ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ደው ዝበላ ፈተውቲ

ንኢትዮጵያ ምድጋፍ እምበር ኣብ ውሽጣወዊ ጉዳይ ኢድካ ምእታው ተቐባልነት የብሉን ክብላ ኣብ መድረኸ ዓለም ተኻቲዐናላ። እተን ሃገራት ብዝኾነ ይኹን ሓገዝ የማናይ ኢዳ ከምዝኾና ኣረጋጊፀን ኢየን። አይረሴዎቹ የችግር ቀን ደራሾች ሲሉ ኢትዮጵያውያን በማወደስ አመስግነዋቸዋል ኢትዮጵያውያን፥…