Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ልዑል ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ካብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ 13 ወረዳታት፣ ክልተ ምምሕዳር ከተማታትን ካብ ከተማ ሻሸመኔ ኣርባዕተ…

ፍረ 24 መጋቢት ኣብ ኩሎም መንደራት ኢትዮጵያ ንኽባፅሑ ተጊህና ክንሰርሕ ኢና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍረ 24 መጋቢት ኣብ ኩሎም መንደራት ኢትዮጵያ ንኽባፅሑ ተጊህና ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሃገራዊ ለውጢ ጋዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት (24 መጋቢት 2010 ዓ.ም)…

ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ኣብ ኣሶሳ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ዝተገበረ ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ዝተረኸቡ ትሩፋታት ዝዝክር ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ። ‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሓዱሽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሓዱሽ ዝተሾሙ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ኣብዱልቃድር ሁሴን ኦማር ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ድማ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም፡፡…

ኣብ ከተማ ጅማ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማ ልዑል ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ። ‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ተተካኢ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ተተካኢ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታተን ፍሉይ ልኡኽ  ዲጂታልን ኢመርጂንግን ቴክኖሎጂን ኣማንዲፕ ሲንግ ጊል (ዶ/ር)  ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣማንዲፕ ሲንግ ጊል (ዶ/ር) ሕቡራት…

ኢትዮጵያ ተግባር ኣባልነታ ቤት ምኽቲ ሰላምን ፀፅታን ሕብረት ኣፍሪካ ብወግዒ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተግባር ኣባልነታ ፃንሒት ሰለስተ ዓመት ቤት ምኽቲ ሰላምን ፀፅታን ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝተሳለጠ ስነስርዓት ኣቀባብላ ብወግዒ ጀሚራ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ቤት ምኽሪ ሰላምን ፀፅታን ናይ ወርሒ…

ኣብ ልዕሊ ኢ ቢ ኤስ ቴሌቪዥን ፕሮግራም ‘ኣዲስ ምዕራፍ” ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኢ ቢ ኤስ ቴሌቪዥን ፕሮግራም ‘ኣዲስ ምዕራፍ” ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ፥ እቲ ፕሮግራም 14 መጋቢት መጋቢት 2017 ዓ.ም ዝወዘዖ ፕሮግራም ብመንፅር ኣዋጅ መራኸብቲ…

ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ጨረታ 12 ባንክታት ከምዝተሳተፉ እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሊጡ፡፡ በዚ ድማ ዋጋ ማእኸላይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ሓደ ዶላር ኣሜሪካን 131…

ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝህልወን ርክብ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝገብረኦ ሓበራዊ ምትሕብባር ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ኣረጋጊፀን። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ኮሎምቢያ ምስ ዝኾኑ ዬሶን ኣርካዲዮ ሜኔስ…