Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምውሳኑ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣፍልጦ ይህበኦ ኣለዋ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምውሳኑ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣፍልጦ እናሃበኦ ምዃነን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ፥ ቅድሚ ሕዚ…
ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ዘፈር ጥዕና ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ተሳትፎ ወለንታ ዘፈር ጥዕና ንጥዕና ማሕበረሰብ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ዘፈር ጥዕና ተጀሚሩ።
ኣብቲ ወለንታዊ ኣገልግሎት፥ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ኣገልግሎት ሰናይ ተግባር እናሃቡ ዝፀንሑ ወለንታውያን ዘፈር ጥዕና ክረምታዊ መርሃ…
መገዲ ቅልጣፈ ሞጆ-መቂ-ባቱ ምትእስሳር ንግዲ ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዘቀላጥፍ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ቅልጣፈ ሞጆ-መቂ-ባቱ ምትእስሳር ንግዲ ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዘቀላጥፍ ተገሊፁ።
መገዲ ቅልጣፈ ሞጆ-መቂ-ባቱን ኣብ ቀፃሊ ዝስርሑ ፕሮጀክታትን ምትእስሳር ንግዲ ምብራቕ ኣፍሪካን ከባቢኡን ብምቅልጣፍ ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ጉጅለ…
ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ ምስ ዋና ሓላፊ ፈንድ ልምዓት ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ምስ ዋና ሓላፊ ፈንድ ልምዓት ስዑድ ዓረብ ሱልጣን ኣል-ማርሻድን ዳይሬክተር ጀነራል ኦፕሬሽን ፈንድ ስዑድ ዓረብ ኢንጅነር ፈይሰል ኣል-ቀጣንን ተዛቲዮም።
ኣብ…
ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ተምሃሮ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣለኹ – ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን
አዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ተምሃሮ ብዝምልከት ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት እናዘተየ ምዃኑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ትማሊ ምሸት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ፥…
2 ሺሕን 386 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 386 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ።
ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ከምዝርከብ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
500 ናይ ሕሶት በዓለ ክልተ ሚኢቲ ኖት ብር ሒዞም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ናይ ሕሶት ኖ ብር ሒዞም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም፡፡
ኣባላት ምክትል ዳይሬክተሬት ፖሊስ ዘፈር ኢንተለጀንስ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብዝገበሩዎ ጥንኩር ምክትታል ኣብ ከተማ…
ካብ ዞባ መተከል ተመዛቢሎም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ሺሕ ዜጋታት ኣብ 4 ማእኸላት ምንባር ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ መተከል ተመዛቢሎም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ሺሕ ዜጋታት ይነብሩሉ ናብ ዝነበረ ማእኸል ወረዳ ከምዝተመለሱ ተገሊፁ፡፡
እቶም ተመዛቢሎም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ሺሕ ዜጋታት ይነብሩሉ ኣብ ዝነበሩ ወረዳ ኣብ ዝተመሩ ማእኸላት ከምዝተመለሱ ጉጅለ ክትትልን…
ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ ብዕሊ ተጀሚሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ ዓብደላን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ እቲ ክልል ወይዘሮ ኣዲስኣለም…
በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ክዳን መስመር ፈሳሲ እታ ከተማ ካብ ፕላስቲክ ብዝተሰርሐ ክዳን ክቕይር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ቅድሚ ሕዚ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ሓፂን ክዳን መስመር ፈሳሲ እታ ከተማ ካብ ፕላስቲክ ብዝተሰርሐ ክዳን ክቕይር ኢዩ።
ስለዝኾነ ድማ እቲ በዓል መዚ ዓለም ለኸ ጨረታ ብምውፃእ ብ20 ሚሊየን ብር ወፃአ 4 ሺሕን…