Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መበል 24 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቃላያት ናይል ኢኳሪያል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓዊሱ ትሽዓተ ሃገራት ዝተኻተታሉ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቃላያት ናይል ኢኳሪያል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኢትዮጵያ ንሓደ ዓመት ዝኣክል ብኣዶ መንበርነት እናመርሐቶ ዝፀንሐት ምትሕብባር ልምዓት እቲ ዞባ ነተን ሃገራት ዘተኣሳስሩ…

ኣብ ክልል ግራይ ዝተኣወጀ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኢትዮጵያ ንዘንፀላለዋ ናይ ስግኣት ክትዳሎ ስለዝግባኣ ዝተወሰነ ኢዩ – ሌ/ጀ ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ግራይ ዝተኣወጀ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኢትዮጵያ ንዘንፀላለዋ ናይ ስግኣት ክትዳሎ ስለዝግባኣ ዝተወሰነ ከምዝኾነ ዋና መተሓባበሪ ህንፀት ሰራዊ ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጀኔራል ባጫ ደበሌን…

ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኣወጀቶ ቅዋም ምቁራፅ ተኹሲ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰደቶ ስጉምቲ ምቁራፅ ተኹሲ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦመግለፂ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዝወሰዶ…

ኢትዮጵያን ሉክዘምበርግን ተደራራቢ ቀረፅ ንምትራፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሉክዘምበርግን ተደራራቢ ቀረፅ ንምትራፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም ሂሩት ዘመነን ሚኒስትር ገንዘብ ሉግዘምበርግ ፒዬር ግራሜግናን ተፈራሪሞምዎ፡፡ ክልቲአን ሃገራት ምትሕብባረን…

ጃይካ ፍርያት ቆርበት ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ኣሜሪካን ኣውሮፓን ዘለዎም ተቐባልነት ንምውሳኽ ሓገዝ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ጃፓን (ጃይካ) ፍርያት ቆርበት ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ኣሜሪካን ኣውሮፓን ዘለዎም ተቐባልነት ንምውሳኽ ሓገዝ ይገብር ኣሎ። እዙይ ንምሕጋዝ እውን ንሓደ ፋብሪካ ጫማን ሓሙሽተ ኣፍረይቲ ቦርሳ ቆርበትን ቴክኒካዊ ሓገዝ ስልጠና…

ሃገራት ግብረ ራዕዲ ብሓባር ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ይዝትያ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ግብረ ራዕዲ ብሓባር ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ብምድሃብ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ፍሬኣለም ሽባባው ኣብቲ መድረኽ ዘተ እናተሳተፋ ይርከባ። እተን ሚኒስትር ዲኤታ፥ ኢትዮጵያ ኣብቲ ትካል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 76 ሺሕ ተምሃሮ ፈተና 8ይ ክፍሊ ይወሰወዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብቲ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ፥ ልዕሊ 76 ሺሕ ተምሃሮ ኣብ 174 ጣቢያታት መፈተኒ ክወስዱ ኢዮም ተባሂሉ። ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሓበሮ፥ እቲ ክልላዊ ፈተና…

1 ሺሕን 657 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 657 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ከምዝርከብ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ 160 ክልላት መረፃ ስምዕታ ኣቕሪቦም – ቦርድ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ 160 ክልላት መረፃ ስምዕታ ከምዘቕረቡ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሎሚ መዓልቲ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ ንጋዜጠኛታት መግለፂ እናሃባ ይርከባ፡፡ ኣብ መግለፂአን ድማ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ…

ብነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኬንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኬንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብ ምድሪ ባቡር ኢትዮጵያን ደረቕ ወደብ ሞጆን ዑደት ከምዘካየደ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ዝረኸብናዮ…