Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
1 ሺሕን 777 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 777 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ።
ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ፡፡
ብመሰረት እዚ ትማሊ 1 ሺሕን 777 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም…
ቤት ትምህርቲ ጀነራል ዊንጌት ብዘሁት ፖለቲከኛታት፣ ሰብ ውዕለታ ሃገርን ሰብ ሞያን ዘፍረየ ዓቢዪ ትካል ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮሌጅ ፖሊ-ቴክኒክ ጄነራል ዊንጌት ዝህነፅ ማእኸል ምርምርን ስልጠናን ቴክኒክን ሞያን ምብራቕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ፡፡
እቲ እምነ ኹርናዕ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን…
ፓኪስታን “ፎረምሳይንትፊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ፓኪስታን” ንኽጣየሽ ሓቲታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓኪስታን “ፎረምሳይንትፊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ፓኪስታን” ንኽጣየሽ ሕቶ ኣቕሪባ።
እቲ ፎረም፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ጉዳይ ሳይንቲፊክ ዘለወን ልምዲ ንኽለዋወጣን ብሓባር ክሰርሓን ዘኽእል ኢዩ።
ኣምባሳደር ፓኪስን ኣብ ኢትዮጵያ ሾዛብ ኣባስ፥ ክልቲአን…
ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ብር ሸለቆ ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ብር ሸለቆ ንመበል 33 ግዘ ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ዋና ሓላፊ ዘፈር ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሜጄር ጄኔራል ሐጫሉ ሸለመ፣ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ንልምዓት ሓይሊ ሰብ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣፅዲቑ።
እቲ ባይቶ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 6ይ ዓመት መበል 16 ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣመልኪቱ…
መንግስቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዘቕረቦ ሕቶ ምላሽ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ፀገም ንምፍታሕ ንዘቕረቦ ሕቶ ምላሽ ሂቡ።
ሙሉእ ትሕዝቱኡ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓማውቲ ኣብዛ ሃገር ወለዶ ዝቐትል መከራ ከምዘስዐበ…
ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንመንግስቲ ፌዴራል ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራ ሰብኣዊነት መሰረት ዝገበረን ተወሳኺ ጉድኣት ብዘየስዕብ መልክዑ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንመንግስቲ ፌዴራል ከምዝሓተተ ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ምስ ግልጋሎት…
5ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘካይዶ መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ፥ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ዘቕርቦ ኦዲት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ፋይናንስ ሒሳብን…
ኣምባሳደር ጀማል በክር ምስ ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ዲፕሎማሲ ባህሬን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቆንስላ ጀነራል ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በክር ከባህሬን ምስ ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ዲፕሎማሲ ባህሬን ዶክተር ሙኒራ አል ከሊፋ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን ክልላዊን ጉዳያት ተሓባቢርካ ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ…
ከካብ ክልላት ዝእከቡ ውፅኢት ድምፂ መረፃ ርኽክብን ዑደትን ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከካብ ክልላት ዝእከቡ ውፅኢት ድምፂ መረፃ ርኽክብን ዑደትን ተገይሩ።
ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰናድኦ ዑደት መራኸብቲ ሓፋሽ፥ ብሓፈሻ ከካብ ክልላት መረፃ ናብ ብሄራዊ ቦርድ መረጻ ዝመፅኡ ውፅኢታት መረፃ ከይዲ ርኽክብን ኣብዚ ሕዚ እዋን…