Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንዝኽሪ ጀነራል ሰዓረ መኮንንን ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳን ዝተሃነፁ ሓወልቲ ኣብ ቀረባ እዋን ክምረቑ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝኽሪ ነበር ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጀነራል ሰዓረ መኮንንን ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳን ዝተሃነፁ ሓወልቲታት ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝምረቑ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ምምሕዳር ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ኮይና ዝወፅአትሉ ሰላማዊ መረፃ ንኽዕወት ዝገበሩ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ኮይና ዝወፅአትሉ ሰላማዊ መረፃ ንኽዕወት ንዝገበሩ ፓርቲታት ፖለቲካ ምስጋና ኣቕሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ “6ይ ሃገራዊ መረፃ ምስተኻየደ ድሕሪ ሓደ ሰሙን ሎሚ መዓልቲ…
ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ልዕሊ 44 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ኣታዊ ከፈልፍል ክኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ልዕሊ 44 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ኣታዊ ከፈልፍል ከምዝኸኣለ መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ትንሳኤ ይማም ገሊፀን።
ስለዝኾነ ድማ ኣብ ውሽጢ እቲ ፓርክ ዝፈርዩ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ብምልኣኽ ኣብቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት…
መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 30 ሰነ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር “ንኢትዮጵያ ንትከላ” ዘፈር ትምህርቲ 30 ሰነ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ፈልሲታት ብምትካል ተጀሚሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ትምርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትም እቲ ሚኒስቴር…
2 ሺሕን 257 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 257 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ።
ብመሰረት እዚ ድማ ትማሊ 2 ሺሕን 257 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ምኽምለሱ ከምዝተገበረ ካብ…
ቀታሊ ጀነራል ሰዓረ መኮንን ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተበይኑሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንነበር ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጀነራል ሰዓረ መኮንን ዝቐተለ ሓለቃ ዓሰርተ መሳፍንት ጥጋቡ ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተበይኑሉ።
ዓቃቢ ሕጊ ብሞት ንኽቕፃዕ ሕ ኣቕሪቡ ዝነበረ ይኁን እምበር፥ ኣርባዕተ መቕለሊ ቅፅዓት…
ኣፍሪካውያን ብሓባር እንተሰሪሖም ንቀፃሊ ምዕባለ እታ እህጉር ወሳኒ ኢዩ – ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን ብሓባር እንተሰሪሖም ንቀፃሊ ምዕባለ እታ እህጉር ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር እዚ ዝበላ፥ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ብሓባር ንምስራሕ…
ኢትዮጵያ ኣብ 2014 ዓ.ም 906 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ሃላቒ ዘይቲ ብልዒ ከምዝህልዋ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃላቒ ዘይቲ ብልዒ ኢትዮጵያ ብሃገር በቆል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ንምሽፋን ዝግበር ፃዕሪ ዘጋጥሙ ማሕለኻታት ኣድሂቡ ልዝብ ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴንን ሓዊሱ…
ካብ ወርሒ ጉምበት ጀሚሩ 25 ሺሕን 472 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ጉምበት ጀሚሩ 25 ሺሕን 472 ዜጋታት ካብ ሸሞንተ ሃገራት ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ጉዳይ ናብ ሃገር ተመለስቲ ዜጋታት ብኣተሓባበራይነት ሚኒስቴር ሰላም…
ሕፅረት ትራንስፖርት ንምቅላል ኣብ ሓፂር እዋን ዕድጊት 200 ኣውቶብሳት ክፍፀም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ሕፅረት ትራንስፖርት ንምቅላል ኣብ ሓፂር እዋን ዕድጊት 200 ኣውቶብሳት ከምዝፍፀም ኣገልግሎት ምውጋድ ንብረትን ዕድጊትን መንግስቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
መካየዲ ስራሕ ኣይተ ቢቂላ ገላና ንፋና ብሮድካስቲንግ…