Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ንዲፕሎማተኛታት  ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  ጉዳያት ወፃኢ  ንዲፕሎማተኛታት  ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ። እቲ ስልጠና ን10 ተኸታተልቲ መዓልታት ዝወሃብ እንትኸውን ኣብቲ ስልጠና ዓለም ለኻዊ፣ ኣህጉራዊን ቀጠናዊን ኩነታትን ካልኦትን ዝምልከቱ ትሕዝቶታት ከምዝድህሰሱ ተገሊፁ።…

ብማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲ ልዕሊ 201 ሚሊየን ብር ዕድጊት ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲ ኣብ በዓል ሓዱሽ ዓመት ልዕሊ 201 ሚሊየን ብር ዕድጊት ከምዝፈፀሙ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እተን ሕበረት ስራሕ ማሕበራት ኣብ ክልላት ምስ ዝርከባ አንዱስትሪታት ሕሻ ብዝተፈጠረሎም ቀጥታ…

ብኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊትን ተፈናቐልቲ ወገናትን ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ብሚኒስተር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊትን ተፈናቐልቲ ወገናትን ድጋፍ ገይሩ። በቲ ጉጅለ ራዕዲ ጉድኣት ምስ ዝበፅሖም ክፋላት ሕብረተሰብ ዘተ ዝተገበረ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኣምሓራ ክልል ልዕሊ 260 ኣብያተ ትምሀርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዘዕነወ ናይቲ ክልል ቢሮ ትምህርቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም 3፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኣምሓራ ክልል ልዕሊ 260 ኣብያተ ትምሀርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዘዕነወ ናይቲ ክልል ቢሮ ትምህርቲ ገሊፁ። በቲ ዝተፈፀመ ወረራ ልዐሊ 1 ሚሊየን ተምሃሮ ዘተኣናግዱ ካብ ቅድመ ስሩዕ ክሳብ ኮሌጅ ዘለዉ ኣብያተ ትምህርቲ…

ክልል ደቡብ ንክልል ዓፋር 25 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ዓፋር ብወራሪ ህወሓት ነዝተፈናቐሉ ዜጋታት ዝውዕል 25 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣትረ ርስቱ የረዳው ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልለ ኣይተ አወል አርባ ኣረኪቦም። ኣይተ…

ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ኬንያ ቻርለስ ኬተር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ኬንያ ቻርለስ ኬተር ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኬንያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘራኽብ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕቲ መዛዘሚን መምርሒታት ትግበራን ኣተኲሮም…

ማእኸል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ወፍሪ ብላቴ ስልጠና መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ወፍሪ ብላቴ ስልጠና መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ፥ እቶም ተመረቕቲ ብልዑል ሃገራዊ ስምዒት ናብቲ ማእኸል ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ስልጠና ተኹሲ፣ ሜላን ኣካል ጥንካረን ከምዝወሰዱ ተገሊፁ።…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርው ናብ ሰመራ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ደቡብ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ከምኡ እውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ኣቲዮም። ክልል ደቡብ ግብ ራዕዲ ህወሓት…

ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ዝዋፈሩ ልዕሊ 500 መናእሰይ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ዝዋፈሩ ልዕሊ 500 መናእሰይ "ዘማቲ መንእሰይ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ኣካይዶም። እቶም መናእሰይ ሃገር ናይ ምፍራስ ዕላማ ተሓንጊጡ ዝተልዓለ ሓይሊ ጥፍኣት ብዘለዎም ክእለት ብምስታፍ ህላወ…

ዩኒቨርሲቲ መቅደላ ኣምባ  ንወፍሪ ህልውና ድጋፍ  ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቅደላ ኣምባ  ንወፍሪ ህልውና ድጋፍ  ገይሩ። ጉጅለ ልኡኽ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ግንባር ወሎ በምርካብ 10 ሰንጋታት ንመከላከያ ሰራዊት ብውሀብቶ ኣበርኪቶም። ማሕበረሰብ እቲ ዩንነቨርስቲ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ብምልጋስ ዝተረኸበ…