Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ንሃገር ናብ ሓደጋ ኣብ ዘውድቑ ጉዳያት ዝንቀሳቐሱ ትካላት ተራድኦ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገር ናብ ሓደጋ ኣብ ዘውድቑ ጉዳያት ዝንቀሳቐሱ ትካላት ተራድኦ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኤጀንሲ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሉኣላውነት፣ ሓድነትን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ናብ ሓደጋ ኣብ ዘውድቑ ጉዳያት ከምኡ እውን ካብ ዝተፃየሹሉ ዕላማ…

ህዝቢ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምጥንኻር ዘለዎ ተበግሶ ንሓይሊታት ጥፍኣት ናይ ሞራል ስብራት ኢዩ – ኮሎኔል ጌትነት አዳነ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምጥንኻር ዘለዎ ተበግሶ ንሓይሊታት ጥፍኣት ናይ ሞራል ስብራት ከምዝኾነ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ኮሎኔል ጌትነት አዳነ። ኮሎኔል ጌትነት ብፍሉይ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ…

ማእኸል መሰልጠኒ ሓይሊ ፍሉይ ወፍሪ መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ሎሚ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ሓይሊ ፍሉይ ወፍሪ መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ሎሚ ከመርቕ ኢዩ። እቶም ተመረቕቲ ብልዑል ሃገራዊ ስምዒት ናብቲ ማእኸል ዝኣተዉ እንትኾኑ፡ ብተኹሲ፣ ስልትን ብቕዓት ኣካልን ከምዝሰልጠኑ ተገሊፁ። ኣብቲ ሰነ ሰርዓት ምረቓ…

ቀ/ሚ  ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ጎቢኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚስትር  ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፌዴራል ፖሊስ ሪፈራል ሆስፒታል ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ጎቢኒዮም። ኣብተ ዑደት ናይ ኢትዮጵያ ፌዴራል ፖሊስ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤልን ካልኦት ላዐዕለዎት ሓለፈተ ሳሐ ዐተ ተካልን…

ዛሬማን ከባቢኡን ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዛሬማን ከባቢኡን ብወገነ ሐይ ተታሒዙ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። ኣብ ማይፀብሪ ግንባር ኣብ ዛሪማ ድብባህር ሊማሊሞ ደባርቕ ንምቑራፅ ውግእ ዝኸፈተ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብምድምሳስ እቲ ከባቢ ካብቲ ሽብርተኛ ነፃ ምግባር ከምዝኸኣለ ኣብቲ ግናባር ዝርከብ…

ኣብ ዓፋር ክልል ብምኽኒያት ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ልዕሊ 102 ሚሊየን ብር   ድጋፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ብሰላም ሚኒስትር ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ዝተመርሐ ብሔራዊ ህፁፅ ጊዘ መተሓባበሪ ማእኸል ኮሚቴ ኣባላት ሚኒስትራት ዝሓቖፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓፋር ክልል ብምኽኒያት ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ልዕሊ 102 ሚሊየን ብር   ድጋፍ ገይሩ። እቲ ጉጅለ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዛሬማ ንብረት እናዘረፈን እናውደመን ከምዝኸደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዛሬማ ንብረት እናዘረፈን እናውደመን ከምዝኸደ ነበርቲ እታ ከተማ ገሊፆም። እቲ ኣሸባሪ ጉጅለ  ፈንድቃን ዛሪማን ለቒቑ እንትሃድም ኣብ ዛሪማ ከተማ ትከለት ንግዲ፣ መንግሥቲ ወዘተ ኣዕኒዩ ተባሂሉ። ሰባት እናቐተሉን…

ክቡር ኣሊምና ፈቂህ ሐጅ ሙሐመድ አልሳፊ ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ክቡር ኣሊምና ፈቂህ ሐጅ ሙሐመድ አልሳፊ ዓሪፎም። ሸኽ ሙሐመድ ኣልሳፊ ምስ ሐጅ ሙሐመድ ሳኒ ሀቢብ ብምዃን ቅድሚ 40 ዓመት መጅሊስ ዘጣየሹን ናይ ላዕዋይ ቤት ምኽሪ ኣቦ መንበር ብምዃን ዘገልገሉን ኢዮም። ሼኽ መሐመድ ዕድመኦም ንትምህርኢ…

ሉዓላዊነት ሃገር ንምኽባር መናእሰይ ናብ ምክልኻል ሃገር ክሕወስ ከምዝግባእ ተገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም 2፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ዘንፀላለዋ ናይ ህልውና ሓደጋ ንምድሓንን ሉዓላዊነት ሃገር ንምኽባርን መናእሰይ ናብ ምክልኻል ሃገር ክሕወስ ከምዝግባእ ብርጋዴር ጄነራል ኣዳምነህ መንግሥቴ ገሊፆም። ብርጋዴር ጄነራል አዳምነህ መንግሥቴ ÷ ናይ ሃገር መከላከያ ሠራዊት…

ኣብ ሰዶማ ከባቢ ንዝተፈናቐሉ  ወገናት ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰዶማ ከባቢ ንዝተፈናቐሉ  ወገናት ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ። ኣብ እዋን ወፍሪ ህልውና ካብ መረበቶም ንዝተፈናቐሉን ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ሀብሩ ወረዳ ድሬ ሮቃ ቀበሌ ንዘለዉን ሓረስቶት ዝተፈላለዩ  ናይ ምግብ ድጋፍ ተገይሩሎም።…