Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ፅባሕ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ፅባሕ ከምዝጅመር ዋና ኣፈጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ አሚና ኣፍሊጠን።
እተን ዋና ኣፈ ጉባኤ ኣሚና ሴኮ፥ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ድሕሪ ምዝዛሙ ዝሳለጥ ምዃኑ ፍሉይ ከምዝገብሮ…
ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌ ላንድ ሙሳ ባሂ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌ ላንድ ሙሳ ባሂ ተዛቲዮም።
ትማሊ ኣብ ምርቓት ኮሪደር ወደብ በርበራ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሃርጌሳ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ኣመራርሓታት ክልል…
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዓለም ለኻዊ ደገፍ ይረክብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዓለም ለኻዊ ደገፍ ይረክብ ከመዘሎ ተገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ልኡኻት ምሕላው ሰብኣዊ መሰል ንምፍፃም ኮሚሽን ሰብኣዊ ሰላት ጀርመንን ዴንማርከን ከምዝድግፍዎ ተገሊፁ።
ነቲ ኮሚሽን ዝግበር ዓለም ለኻዊ ደገፍ እናወሰኸ…
መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ደቂ ኣንስትዮ “ሓምለዋይ ኣሰረይ ከንብር ኢየ፤ ምዕባለ ኢትዮጵያ ከረጋግፅ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ወረዳ ባንጃ ተኻይዱ።
እቲ መርሃ ግብሪ ብኣተሓባባራይነት ሊግ ደቂ…
መናእሰይ ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ዝገብርዎ እወንታዊ ተሳትፎ ንምሽቑራር ዝተዘርግሑ በትሪታት ጥፍኣት ብዝተዋደደ ስጉምቲ ክነኽሽሞም ኢና-ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ መናእሰይ ትግራይ ዘነፃፀረን መናእሰይ ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ዝገብርዎ እወንታዊ ተሳትፎ ንምሽቑራር ዝተዘርግሑን በትሪታት ጥፍኣት ምስ ኣካላት ፀፅታን ደሕንነትን ብዝተዋደደ ስጉምቲ ክነኽሽሞም ኢና ክብል ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።…
መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ታሪኻዊን ሰለማዊን ድማም ዘተኣናገደ ኢዩ-ምሁራን ዩንቨርስቲ ዲላ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርጫ ታሪኻዊን ሰለማዊን ድማም ዘተኣናገደ ኢዩ ከብሉ ምሁራን ዩንቨርስቲ ዲላ ገሊፆም።
እቶም ምሁራን ህዝቢ ብልዑል ኩነታት ዝተሳተፈሉ ሃገራዊ ምርጫ ሓድነት ብዝበለፀ ካብ ምርግጋፅ ብተወሳኺ ጨዋነትን ስልጣነን ህዝቢ ኣብ…
ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ብመርሃ ግብሪ ልዕሊ 870 ሚሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገልግሎት ወለንታ “ወለንታ ንምትሕግጋዝን ምርድዳእን” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።
ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ሕፁይ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኢሰማኮን ካልኦት ኮሚሽነራትን ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ሽመት ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁይ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ሰብኣዊ መሰላት ኮሚሽን ኢትዮጵያ ካልኦት ኮሚሽነራትን ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ሽመት ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀዲቑ።
እቶም ተሸምቲ፥ ዝርዝር ስራሕ ልምዶም ብምርኣይ ብኣካብነት ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ…
ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሱዳንን ግብፂን ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ እናተኻየደ ዝርከብ ድርድር ንኸኽብሩ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሱዳንን ግብፂን ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ እናተኻየደ ዝርከብ ድርድር ግድብ ህዳሰ ንኸኽብሩ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃ ኢትዮጵያ ሓቲታ።
ኢትዮጵያ ነቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝፀሓፈቶ ደብዳበ፥ ሱዳንን ግብፂን ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ከይዲ…
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ጉዳያት ሰብኣዊ መሰል ውሕመ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ጉዳያት ሰብኣዊ መሰል ውሕመ ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ታዬ ምስ ዳይሬክተር እቲ ቤት ዕዮ ሬና ጌላኒን ምክትል ዳይሬክተር…