Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ወደብ ላሙ ዑደት ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ መንግስትን ውልቀን ዝተውፅኣፅኡ ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ወደብ ላሙ ዑደት ጀሚሮም። ምክትል ገዛኢ ክልል ላሙ ኣብዱል ከሪም፥ ኢትዮጵያውያንን ኬንያውያንን ኣብ ክልተ ሃገራት ዝነብሩ ሓደ ህዝቢ ከምዝኾኑ…

ቀ/ሚ ኣቢይ  ፅባሕ ቀዳም ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ቀዳም ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዕለተ ሰኑይ ብምኽኒያት መበል ሻድሻይ ብሄራዊ ምርጫ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ንኣገልግሎት ዕፁዋት ከምዝነበሩ ብምዝኽኻር፥ ፅባሕ…

ልዕልነት ድምፂ ህዝቢ ብምኽባር ከምዝንቀሳቐስ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራሲ ጉዳይ ህልውና ሃገር ብምዃኑ ልዕልነት ድምፂ ህዝቢ ብምኽባር ከምዝንቀሳቐስ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ 12 ፓርቲታት ፖለቲካ ሲዳማ  ኣፍሊጡ። እቲ ቤትምኽሪ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኣመልኪቱ ኣብ ከተማ ሃዋሳ መግለፂ ሂቡ። ነቲ መግለፂ ዝሃቡ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ሓበሬታ ምልውዋጥ ትኹረት ኣብ ዝገበረ ኣኼባ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ሓበሬታ ምልውዋጥ ትኹረት ኣብ ዝገበረ ኣኼባ ተሳቲፎም። እቲ ኣኼባ ብቬርቺዋል ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ብፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን  ፌሊክስ ሺሴኬዲ  …

ብኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያን ሃፍቲን ሳልሰይቲ ሳትላይት ንምሕምባብ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙሉእ ብሙሉእ ብኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያን ሃፍቲን ሳልሰይቲ ሳትላይት ንምሕምባብ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዶክተር የሺሁን ኣለማየሁ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ካብ ጣቢያታት ዝተኣከበ ድምፂ ናይ ምድማር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብዝሓ ክልላት ምርጫ ኢትዮጵያ ካብ ጣቢያታት ዝተኣከበ ድምፂ ናይ ምድማር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ሎሚ መዓልቲ ብዛብባ እዚ መግለፂ ሂበን። እተን ኣካቢት፥ ኣብ  …

ቀዳማይ ዙር ምስፍሕፋሕ ተርሚናል ኮንቴይነር ወደብ በርበራ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ምስፍሕፋሕ ተርሚናል ኮንቴይነር ወደብ በርበራ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ። ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሳ ቢሂ፣ ላዕለዎት ልኡኻት ፌዴሪኢን ዳይሬክተር ዲፒ ወርልድ ሱልጣን ቢን ሱሌማንን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ እቲ ቀዳማይ ዙር ስራሕ ምስፍሕፋሕ ተርሚናል…

ብልዕሊ 18 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መንበሪ ሪፐብሊካን ጋርድ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብልዕሊ 18 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘህነፆ መንበሪ ሪፐብሊካን ጋድር ኣመሪቑ። ዋና ኣዛዚ ሪፐብሊካን ጋርድ ሜጀር ጀኔራል ብርሃኑ በቀለ፥ እቶም ኣባይቲ ሕፅረት መንበሪ ዝፈትሑ ከምዝኾኑ ተዛሪቦም። እቲ…

74 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)74 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ቤት ፅፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቤሩት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ሊባኖስ ብምዝርራብ ሰነድ ኣልባን ፍቓድ መንበሪ ዘይብሎም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ እናገበረ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ ሎሚ…

ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ምስ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምምብርትታዕን ንደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተርፕራይዛት ንምሕጋዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ተፈራሪሙ። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበልን ዳይሬክተር…