Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ባዕላ ዝኸኣለትን ዝማዕበለትን ኢትዮጵያ ንምፍጣር  ብሓድነት ደው ንበል- ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባዕላ ዝኸኣለትን ዝማዕበለትን ኢትዮጵያ ንምፍጣር  ብሓድነት ደው ንበል ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ…

ኣብ 2013 ዓ.ም ካብ ዝረአናዮ ፀገም ወፂእና ዳግም ንከየጋጥም ምግባር እንኽእለሉ እንትንመሃረሉ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) "ታሪክ ባዕሉ ስቕ ኢሉ አይደግምን፤ ኣብዚ ዓመት ካብ ዝረአናዮ መከራ ክንወፅእን   ዳግም ንከየጋጥም ምግባር እንኽእለሉ እንትንመሃረሉ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ…

በዓለ ኣሸንዳን ኣሸንድዬን ኣብ ሕውነት ፓርክ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓለ ኣሸንዳነ ኣሸንድዬን ኣብ ሕውነት ፓርክ ኣደሰ ኣበባ ተኸቢሩ። እቲ በዓል ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብዘዳለዎ ዝተኸበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ከንቲባ እቲ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ተረኺበን። ኣብ ፕሬስ ሴክሬቴሪያት ኣዲስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.መ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.መ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እዚ ሓዱሽ ዓመት እነኽብሮ ኣብ ወሳኒ ሃገራዊ ፈተናን ተስፋን ብምዃን ኢዩ…

ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ዝሓለፈ 2013 ዓ.ም ከም ሃገር ህልውናና ዝተፈታተኑ ማሕለኻታት ዝበዝሑዋን…

እቲ ኮሚሽን ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ህያብ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጰጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ሓዱሽ ዓት ምኽንያት ብምግባር ሪፈራል ሆስፒታል ፖሊስ ፌዴራል ሕክምነኦም እናተኸታተሉ ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ህያብ ኣበርኪቱ። ኮሚሽነር ጀነራል እቲ ኮሚሽን ደመላሽ ገብረሚካኤል ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ትካል…

ኣቦታት ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ሓዱሽ ዓመት 2014 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ሓዱሽ ዓመት 2014 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ፥ ሓዱሽ ዓመት እንትመፅአእ ዘበነ ሓጎስን ተሃድሶን…

መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዛዚሞም ናብ ሰራወት ዝተፀምበሩ ኣቀባብላ ጅግና ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዛዚሞም ብወገን ግምባር ወሎ ናብ ሰራዊቶም ዝተፀምበሩ ናይ ቁርፂ መዓልቲ ኣባላት ኣቀባብላ ጅግና ተገይሩሎም። ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘመሓላለፉ ላዕለዋይ ኣዛዚ እቲ ግምባር ከምዝበሉዎ፥ ፀላኢ ሰራዊትና…

ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ንሃገሮም ብጥበብ ደው ንምባል ዘርአዩዎ ተበግሶ ዝነኣድ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ንሃገሮም ብጥበብ ደው ንምባል ዘርአዩዎ ተበግሶ ንኢዶም። “እቶም ቀዳማይ ሚኒስር፥ ሰብ ሞያ ኪነጥበብ እዋናዊ ፈተና ኢትዮጵያ፣ ዓቕሚን ተስፋን ብሙዚቀኦም ኣርኢዮምና ኢዮም” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ…

ሓዱሽ ኣመት ምኽንያት ብምግባር 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ – ሚኒስትር ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)1 መስከረም 2014 ዓ.ም ዝኽበር በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ንጉሆ 12 ሰዓት 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሕብረተሰብ ነዚ ፈሊፁ ከይደናገፅን ኣካላት ፀፅታ እውን ትፅቢት ዝግበረሎም ሓላፍነት ንኽዋፅኡ…