Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብጉጅለ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ንምድጋፍ ፕሮግራም ምትእኽኻብ እቶት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽብርተኛ ብጉጅለ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ንምድጋፍ ፕሮግራም ምትእኽኻብ እቶት ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ በዓል ህዝቢ ብዓቕሙ በዓል 1000፣ 500ን 100 ብር ትኬታት ገዚኡ ንክኣቲ ብምግባር ኢዩ ንምትእኽካብ ተተሊሙ።…

ዩኒቨርስቲ ወለጋ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ወለጋ 5 ሺሕን 903 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። ኣብ ነቀምቴ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ወለጋ 5 ሺሕን 903 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። ኣብ ነቀምቴ ካምፓስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ምረቓ ስነስርዓት  ናይ ገንዘብ ሚንስትር ዴኤታ ዶ/ር እዮብ ተካልኝ፣ ናይቲ ዮኒቨርስቲ ላዕለዎት ሓላፊቲታት፣ ናይ ሃገር ሽማግለታትን ናይ ተምሃሮ…

ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፍሉይ ሓይሊ ሶማሊን ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ናይ ሶማሊ ክልል ፕሬዝዳንት አቶ ሙስጠፋ ሙሁመድ፣ ም/ፕሬዝዳንት አቶ ኢብራሂም ኡስማን፣ ናይ ሶማሊ ብልፅግና ፅሕፈት ቤት ሓላፊ ኢ/ር…

ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባት ክልል ደቡብ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባት ክልል ደቡብ መበል 13 ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ እቲ ጉባኤ ኣብ ፃንሒቱ ኣፈፃፅማ ሪፖርት 2013 ዓ.ም ክዛተ ኢዩ። ብተወሳኺ መበል 12 መደበሻ ቃለ ጉባኤን ናይ 2014 ዓ.ም ትልሚ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ…

ኣባል ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፋውንዴሽን መከላከያ ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፋውንዴሽን መከላከያ “ደምና ንሰራዊትና” ብዝብል መሪሕ ቃል ደም ለጊሶም። ዕላማ እቲ ልገሳ ደም ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ መከላከያ ብዘብፀሖ ክሕደት እቲ ሰራዊት ሃገር ንምድሓን ኣብ ዝገብሮ ተጋድሎ ደም…

ሰራዊት ፀላኢ ኣብ መእተዊ ወልዲያ ከባቢ ጥቁር ውሃ ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከሓዲ ናይ ቀደም ኣዛዚ 31ኛ ክፍለ ጦር  ብርጋዴር ጄነራል ከበደ ፍቃዱ ዝምራሕ ሰራዊት ፀላኢ ኣብ መእተዊ ወልዲያ ከባቢ ጥቁር ውሃ ከምዝተደምሰሰ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ጦርነት ልዕሊ 70 ሓይሊ ፀላኢ ክድምሰስ ከምዝኸኣለ እውን…

ኣዶታት ትግራይ ብጉጅ ኣሸባሪ ህወሓት ደቀን ንብ ጦርነት ንከይኣትዉ ብምግባር ግደአን ንክፃወታ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዶታት ትግራይ ብጉጅ ኣሸባሪ ህወሓት ደቀን ንብ ጦርነት ንከይኣትዉ ብምግባር ግደአን ንክፃወታ ፃውዒት ቀሪቡ። ሊግ  ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ እዋናዊ ኩነታት መግለፂ ሂበን። ሓላፊት እቲ ቤት ፅሕፈት ወይዘሮ መስከረም ኣበበ፥ ኣሸባሪ…

ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ናብ ኩይናት ኣገዲዱ ብምእታው ትውልዲ ንከይነብር ገበን ይፍፅም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ናብ ኩይናት ኣገዲዱ ብምእታው ትውልዲ ንከይነብር ገበን ይፍፅም ኣሎ ተባሂኡ። ጠበቓን በዓል ሞያ ሕጊን ዳዊት መንግስቱ፥ ኣሸባሪ ህወሓት ዓለም ለኸ መሰል ህፃናት ኮንቬሽን ብምፅራር ህፃናት ናብ ጦርነት ይዳርግ ኣሎ…

ራዕይ ንተጋሩ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብተወለድቲ ትግራይ ራዕይ ንተጋሩ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ተጣይሹ። ኣይተ ሊላይ ሃይለማርያም እቲ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ምጥያሹ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዝተወሰኑ ተወለድቲ ዓድዋ ገዛእቲ መደብ ህዝቢ ትግራይ ይብደል…

ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ትራንስፖርት ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ሚኒስቴር ትራንስፖርት ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም። ብተወሳኺ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ከምዝለገሱ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ዳግማዊት ሞገስ፥ እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ናብ ሃገር ናይ ምድሓን ወፍሪ ደም…