Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያውያን ሓዱሽ ዓመት እንትቕበሉ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናት ብምድጋፍ ክኸውን ይግባእ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ሓዱሽ ዓመት እንትቕበሉ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ጉድኣት ዝበፅሖምንዝተመዛበሉን ወገናት ብምድጋፍ ክኸውን ከምዝግባእ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ጉባኤ በዓል ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.ም ኣመልኪቱ ንተኸተልቲ ኩሎም…

ናይ መወዳእታ ወርሒ ጳጉሜን መዓልቲ ብስራት ቃልኪዳን ዓወት ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መወዳእታ ወርሒ ጳጉሜን መዓልቲ ብስራት ቃልኪዳን ዓወት ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣብ ዝረኸቡሉ ኣብ ቤት ማዘጋጀ ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ…

ጩራ ወጋሕታ ንምርኣይ ናይ ፀላም ደልሃመት ምሕላፍ ግድን ኢዩ – ኣይተ ደበሌ ቃበታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣይተ ደበሌ ቃበታ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ አቶ ደበሌ በእንኳን አደረሳችሁ መልዕክታቸው የንጋትን ጎህ ለማየት ድቅድቁን ጨለማ ማለፍ ግድ ነው ብለዋል ኣይተ ደበሌ ኣብ…

ድሌት ዓማዊል ማእኸል ዝገበረ ኣገልግሎት እናሃብና ንርከብ – ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ እዋኑ ዘሓቶ ዘበናዊ ስርዓት ምሕደራ ጉምሩኽ ብምዝርጋሕ ድሌት ዓማዊል ማእኸል ዝገበረ ኣገልግሎት እናሃበ ከምዝርከብ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ፥ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣብ በጀት ዓመት…

ኣብ ዩኔስኮ ዝተጣየሸ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ናይ መወዳእታ ፀብፃቡ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ዝምራሕን ኣብ ቀፃሊ ዕድል ትምህርቲ ዓለም ኣድሂቡ መፅናዕቲ ንኽገብር ብዩኔስኮ ዝተጣየሸን ዓለም ለኸ ኮሚሽን ናይ መወዳእታ ፀብፃቡ ኣፅዲቑ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ዝካየድ ሓፈሻዊ ጉባኤ…

ፈተናታት ኩሎም ብዓወት ተዛዚሞም ገፅና ናብ ልምዓት ነዙረሉ ርሑቕ ኣይኸውንን -ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ኣብ 2013 ዓ.ም 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዴሞክራሲያዊን ፍፁም ሰላማዊን ብዝኾነ መገዲ ምዝዛሙ፣ ካልኣይ ዙር ምምላእ…

5 ጳጉሜን መዓልቲ ብስራት ቃልኪዳን ዓወት  

ሎሚ መዓልቲ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩምን ሓዱሽ ዓመትን ካብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብስራት ቃልኪዳን ዓወት መልእኽቲ ዝመሓላለፈሉን ዕለት ኢዩ። በተጨማሪም ቀኑ በተለያዩ ኩነቶች ተከብሮ ይዉላል። እቲ መዓልቲ ክልና ባዕልና፣ ገዛና፣ ከተማናን ሃገርናን በዓልቲ ዓወት ዝገብር ውሳነ…

ዓወት ዝኣተኻዮ ቃል ብምኅባር፣ ንቃልካ ተኣሚንካ ብምስራሕን ቃል ብተግባር ብምግላፅን ዝርከብ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዝኣተኻዮ ቃል ብምኅባር፣ ንቃልካ ተኣሚንካ ብምስራሕን ቃል ብተግባር ብምግላፅን ዝርከብ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር፥ “ቃል ምኽባር እንተሃሊዩ ብስራት ዓወት ኣሎ፤ ንኢትዮጵያ ዝኣተናዮ ቃል ኪዳን…

ክልተ ተርባይናት ህዳሴ ግድብ ኣብ መፈለምታ ኣዋርሕ ሓዱሽ ዓመት ምፍልፋል ክጅምራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ተርባይናት ህዳሴ ግድብ ኣብ መፈለምታ ኣዋርሕ ሓዱሽ ዓመት ምፍልፋል ክጅምራ ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ማይ፣ መኣድንን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ 2013 ዓ.ም ኣብ ድርድር ዝተፈላዩ ፈተናታት ከምዝነበሩ…

ናይ ባንዳ ጥንካሬረ ዝፍጠር ብስቕታ ጀጋኑ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ባንዳ ጥንካረ ዝፍጠር ብስቕታ ጀጋኑ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒእትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናትና ጀጋኑ ስፍርኦም እንትሕዙ ባንዳታት…