Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓለም ለኸ መድረኽ ፍሪያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መድረኽ ፍሪያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ከምዝተኸፈተ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፀን፥ ኢትዮጵያ መድሓኒትን ቴክኖሎጂ ሕክምናን ንምፍራይ ዘለዋ ቁርፀኝነት ኣብ ዘርአየትሉ መድረኽ…
ኣብ ሲዳማ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ዝወዓለ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ብዝኾነ ኩነታት ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ዝወዓለ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ብዝኾነ ኩነታት ምዝዛሙ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ አለማየሁ ጢሞቲዎስ፥ እቲ ከይዲ ብሰላም ንክዛዘም ነበርቲን ኣካላት ፀፅታን ዝተውሃቦም ሓላፍነት…
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ማእኸል ምርመር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝብል ንክስየም ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ማእኸል ምርመር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝብል ንክስየም ወሲኑ።
እቲ ኣካዳሚ ሕቶታት ኣመራርሓ መበል 21 ክፍለ ዘመን ንምምላእ ዘኽእል ዓቕሚ ዘለዎም ተመራመርቲ ዘፍሪን ኣተሓሳስባ ዕብየት ተኮር…
ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ፌዴራልን ክልልን መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ፣ ተኣማኒን ፍትሓዊን ብምዃን ንክዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊኑ።
እቲ ትካል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ምርጫ ብሰላም ምዝዛሙ ድሕንነት…
33 ዜጋታት ካብ ሶማሊያናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)33 ዜጋታት ካብ ሶማሊያናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር…
ትማሊ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ኣብዘይተዛዘመሎም ከባቢታት ሎሚ መዓልቲ ድምፂ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ኣብዘይተዛዘመሎም ከባቢታት ሎሚ መዓልቲ ድምፂ ይወሃብ ከምዘሎ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ኩሎም ክልላት ምርጫ ካብ ንጎሆ ሰዓት 5 ጀሚሩ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ዝቐፀለ…
መረፅቲ ውፅኢት ድምፂ ብብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ዕላዊ ክሳብ ዝግበር ብትዕግስቲ ንክፅበዩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መረፅቲ ውፅኢት ድምፂ ብመሰረት ሕጊ መረፃ ዕላዊ ክሳብ ዝግበር ብትዕግስቲ ንክፅበዩ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ዜጋታት ውፅኢት መረፃ ብዝምልከት ካብ ካልኦት ፍልፍላት ዝወፅኡ ሓበሬታታት ካብ ምውዛዕ ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ…
ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ናብ ስሩዕ ምንቅስቓሶም ይምለሱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርጫ ናብ ስሩዕ ምንቅስቓሶም ይምለሱ ኣለዉ።
ትማሊ ብምኽኒያት ምርጫ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝርከቡ ትካላት ንግዲ፣ ፋብሪካታት፣ ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፅዮም ዝነበሮ እንትኮኑ፥ ኣገልግሎት ትራንስፖርት እውን ተቛሪፁ…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዑደት ስራሕ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዑደት ስራሕ ኣካይዶም።
ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እታ ሃገር በምርኻብ ተዛቲዮም።
ርክብ…
መዓልቲ ሰማእታት ኣስተውዒልና ነኽብር መስዋእትነቶም ንዘክር-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
መዓልቲ ሰማእታታት እንትነኽብር ንሐዚን መፃኢ ወለዶን ለለዎ ቴማን ረብሕኡን እንትንርእይ፥ ንፍትሒ፣ ንማዕርነትን ነፃነትን ክብሉ…