Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ካፋ፣ ወላይታን ፍሉይ ወረዳ የምን ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ካፋ፣ ወላይታን ፍሉይ ወረዳ የምን ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ።
ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና…
ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ዳውሮ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ዳውሮ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ።
ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ።
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ኣርባዕተ ፓርቲታት ፖለቲካ እቲ ምርጫ ዴሞክራሲያዊን…
መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብሰላም ምዝዛሙ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርጫ ብሰላም ምዝዛሙ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣፍሊጡ።
ተወካሊ ሓላፊ እቲ መምርሒ ኮማንደር ብዙነህ ኣጎናፍር፥ እቲ ምርጫ ብዘይምንም ፀገምን ፀፅታ ምዝዛሙ ገሊፆም።
እዚ ድማ እኹል ቅድመ መድላው ብምግባሩ ኢዩ ኢሎም።…
ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ።
ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና…
ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ጌዲዮ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዞባ ጌዲዮ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ።
ብታሪክነሽ ሴታ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ወልቂጤ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ወልቂጤ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ።
ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ…
ሎሚ ዘበን ዝተኻየደ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝተዓወተትሉን መሰረት ዘንበረን ኢዩ – ኣይተ ርስቱ ይርዳው
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ዝተኻየደ መርጫ ኢትዮጵያ ዝተዓወተትሉን መሰረት ዘንበረን ኢዩ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ መላእ ከባቢታት እቲ…
ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ጅማ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ጅማ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ።
ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ።
ብኣፈወርቅ ኣለሙ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና…
14 ሰነ ንኢትዮጵያ ታሪኻዊት ዕለት ኢያ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)14 ሰነ ንኢትዮጵያ ታሪኻዊት ዕለት ኢያ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
“ኣብ ሃገርና ናይ መጀመሪያ ፍትሓዊን ነፃን ኣብ ዝኾነ ምርጫ ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ድምፆም ንምሃብ ወፂኦም ኢዮም” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፅ…
ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት ምርጫ ውፅኢት ቆፀራ ደምፂ ዕላዊ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት ምርጫ ውፅኢት ቆፀራ ደምፂ ዕላዊ ይግበር ኣሎ።
ብተመሳሳሊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያት ምርጫ እቲ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ።
ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ…