Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝተውሃቦ ትኹረት ኣብ ሓፂር ዓመታት ውሽጢ ብዙሓት ለውጥታት ምምዝጋቦም ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝተውሃበ ትኹረት ኣብ ሓፂር ዓመታት ውሽጢ ብዙሓት ለውጢታት ምምዝጋቦም ቢሮ ምምሕዳር ባህሊ፣ ኪነ-ጥበብን ቱሪዝምን
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም፡፡
ዳይሬክተር ቱሪዝም ውሽጢ ሃገር መባፅሕ ቱሪዝም እቲ ቢሮ…
ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ዓሚቕ ዓቕሚ ዘርኢ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ዓሚቕ ዓቕሚ ነቲ ዓውዲ ዝተውሃበ ጠመተ ዘርኢ ምዃኑ ምምሕዳር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
እተን ከንቲባ ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ምምሕዳር ድሕንነት…
ሕቶ በሪ ባሕሪ መልሲ ንኽረክብ ህዝቢ ግቡእ ድጋፍን ፃዕርን ክግበር ኣለዎ – ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተርኣየ ህዝባዊ ቆራፅነት ሕቶ በሪ ባሕሪ ተረባሕነት ምድጋም ከምዝግባእ ምሁራን ተዛሪቦም፡፡
እቶም ምሁራት ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፤ ተረባሕነት በሪ ባሕሪ እዋኑ ዝጠልቦ ጉዳይ ህልውናን…
ልእኽትኡን ወፍሩን ብግቡእ ዝፍፅም ሰራዊት ከይዲ ምህናፅ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ- እዚ ደቡብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) እዚ ደቡብ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ኣዋርሕ ኣብ ግዝያዊ መሰልጠኒ ሶደሬ ዝሰልጠኑ መሰረታዊ ወታደራት ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ምክትል ኣዛዚ እዚ ደቡብ ሜጀር ጀነራል ኣድማሱ ኣለምነህ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት መኮንናትን እቲ…
ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ሎሚ ንህዝቢ ክፉት ኮይኑ ክውዕል እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ኢንፎርሜሽንን ኣሰናዳእነት እናተካየደ ዝርከብ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ሎሚ ክዛዘም እዩ።
ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ 2025 ትማሊ ንህዝቢ ክፍቲ ኾይኑ…
እወንታዊ ክብሪታት ንምህናፅ ኩለን ትካላት ብምትሕብባር ክሰርሓ ይግባእ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እወንታዊ ክብሪታት ንምህናፅ ኩለን ትካላት ብምትሕብባር ክሰርሓ ከምዝግባእ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣገንዚቡ።
መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ናይ ሰላም፣ ሕብረትን ልምዓትን ጉባኤ 5 ክሳብ 6 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ…
ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ስራሕቲ ልምዓት ብሙየኦም ንምድጋፍ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ሰላምን ሓድነትን ህዝብታት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ብሙየኦም ንምድጋፍ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም።
"ጥበብን ሃገርን፣ ጥበብ ንኢትዮጵያ ብራኸ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ ሰብ ሙያ ኪነ ጥበብ መድረኽ ዘተ ኣብ ክልላትን…
መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 17 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጃፓን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣገልግሎት ሕክምና ተመሓላለፍቲ ሕማማት ንምጥንኻር ዝውዕል ደገፍ 17 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ገይሩ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሺበታ…
ኪነ ጥበብ ሕብረ ብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ርኡይ ግደ ይፃወት – ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኪነ ጥበብ ሕብረ ብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ዝተጀመሩ ፃዕሪታት ርኡይ ግደ ይፃወት ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኪነ…
ቅርታታት ይግበአኒ ታክስ ብምምርማር ፍትሓዊ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣከፋፍላ ታክስ ዝቐርቡ ቅርታታት ይግበአኒ ብምምርማር ፍትሓዊ ውሳነ ይወሃብ ከምዘሎ ኮሚሽን ይግበአኒ ታክስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ጉዳያት ርክብ ህዝቢን ኮሚኒኬሽንን እቲ ኮሚሽን ኣይተ ሃይማኖት ደመቀ፥ ኣብ ከይዲ ኣከፋፍላ ታክስ ነዝቐርቡ…