Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፍሉይ ሓይሊ ዝተፈላለያ ክልላት ሰላምን ድሕንነትን ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ንምሕላው ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ፣ ሲዳማን ጋምቤላን ዝተፈላለያ ክልላት ሰላምን ድሕንነትን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ከባቢኡን ንምሕላው ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም።
ሃገራዊ ፃውዒት ብምቕባል ኣብ ዞባ መተከል ቀጣና ግድብ ህዳሰ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ንዝመፅኡ…
ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉልጉምዝ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉልጉምዝ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ።
ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ኣለምነሽ ይባስ፥ እቲ ፅባሕ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንተከታተልቲ ክልተ መዓልታት መበል 12 ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ።
ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…
መበል 25 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣቢዬ ዘኹርዕ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 25 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣቢዬ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንሃገር ዘኹርዕ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ኣፍሊጡ።
ዋና ኣዛዚ እቲ ሻለቃ ኮሎኔል ሌንጮ ኤደኦ፥ ሲቪላት ካብ መጥቃዕቲ ብምክልኻል፣ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ከባቢ ብምሕላውን ሰብኣዊ…
ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምድጋፍ ኣብ ክሊ ዘኽእል ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምድጋፍ ኣብ ክሊ ዘኽእል ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ።
“ክብሪ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ነበርቲ ከተማ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል…
ኣብ ሃገርና ዘንፀላለወ መጥቃዕቲ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክንስለስ ኢና- ኣይተ ደስታ ሌዳሞ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገርና ዘንፀላለወ መጥቃዕቲ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክንስለስ ኢና ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ነዚ ዝበሉ፥ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ…
ኣብ ከተማ ሃዋሳ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ ደገፎም ኣብ ኣደባባይ ይገልፁ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ ደገፎም ኣብ ኣደባባይ ሎሚ መዓልቲ ይገልፁ ኣለዉ።
እቲ ሰልፊ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ዝጀመረ ከምዝኾነ ካብ ኮሚኒኬሽን ምምሕዳር እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ንሰራዊት ምክልኻል ሀገር ዝለኣኽ ስንቂ ይዳሎ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)''ውዕለታ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸፊሉ ኣይውዳእን'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣድሲ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ንሰራዊት ምክልኻል ሀገር ዝለኣኽ ስንቂ ይዳሎ ኣሎ።
ሓላፊት ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን እቲ ክፍለ ከተማ ወይዘሮ ወሰኔ በየነ፥ ስንቂ…
ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት መጥቃዕቲ ብምፍፃም ንህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ንከይበፅሕ ምትዕንቓፉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብኣንፈት ዓፋር ዞበ ፈንቲረሱ፣ ወረዳ ያሎ መጥቃዕቲ ብምፍፃም ናብ ትግራይ ሓገዝ ፅዒነን ዝጎዓዛ ዝነበራ ተሽከርከርቲ ንከይንቀሳቐሳ መስመር ሓገዝ ንክዕፆ ምግባሩ ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ድልውነትን ሐቢሩ።…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣውሮፓ ኣኒት ዌበርን ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ፥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርጫ ብሰላም ምዝዛሙ ኣብሪሆም።
ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት…
ፖሊስ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓራፋ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰላም ከምዝተኸበረ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓራፋ) ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሸን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ብዙሓት ሰዓብቲ እምነት እስልምና ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባን ዙርይኡን ኣብ ዝርከቡ ጎደናታት…