Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃ ወርቂ ልዕሊ 553 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃ ወርቂ ልዕሊ 553 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ገሊፁ።
ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣብ 2013 ዓ.ም ዕዳጋ ወርቂ ኣዚዩ ወሪዱ 29 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ጥራሕ ዝተረኸበ እንትኸውን፥ ኣብዚ…
ሰሙን ኢትዮጵያ ምኽባር ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሙን ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ምኽባር ጀሚሩ።
እቲ በዓል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝኸፈቱዎ እንትኾኑ፥ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ሚኒስትራት፣ ከምኡ እውን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ተረኺቦም።
እቶም…
ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ድሕሪ ኮቪድ-19 ኢኮኖሚ ንኽማሓየሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ድሕሪ ኮቪድ-19 ኢኮኖሚ ንኽማሓየሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ግምጃ ቤት ፈረንሳይ ከፈንሳይ ኢማኑኤል ሞውሊን ተዛቲዮም።
ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ…
ኣብ ከተማ ኣጣዬ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ካብ መንጎ ዝነበሩ እቶም 21 ሺሕ ሰባት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣጣዬ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ካብ መንጎ ዝነበሩ እቶም 21 ሺሕ ሰባት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ኣብቲ ከባቢ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ።
ኣተሓባባሪ እቲ ግብረ ሓይሊ ሌተናል ጄኔራል ደስታ ኣቢቼ፥ ኣብቲ ከባቢ ሰላምን ምርግጋዕን…
ብሚኒስቴር ሰላም ዝተዳለወ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ስግግር ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ምርድዳእ፣ መረፃ 2013ን ካብኡ ንደሓርን ብዝብል ብሚኒስቴር ሰላም ዝተዳለወ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ዘተ ተሞክሮታት ስግግር ንፅፅራዊ…
ግብፅን ሱዳንን ኣብ ሩባ ኣባይ ዝሓዝኡ ቅዋም ንዓለም ለኻዊ ሕጊ ዝፃባእ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ግብፅን ሱዳንን ኣብ ኣብ ፖሊሲ ተባሕነት ሩባ ኣባይ ዝሓዝኡ ቅዋም ንዓለም ለኻዊ ሕጊ ዝፃባእ ከምዝኾነ ኣማኻሪ ዶብን ዶብ ተሻጋሪን ሃፍቲታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ኢብራሂም እድሪስ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክሊ ግድብ…
ቤተ ፈተነ መመርመሪ ምግቢ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ምግቢን መድሓኒትነ ኢትዮጵያ ድሕንነት ምግቢን ፅሬትን ንምቁፅፃር ካብ ብር 45 ሚሊየን ብዝኾነ ወፃኢ ዘዋደዶ ዘበና ቤተ ፈተነ መመርመሪ ምግቢ ኣመሪቑ።
እቲ ቤተ ፈተነ ዝተፈላለዩ ምግቢታት ድሕንነቶም ብምምርማር ፅሬቶም ናይ ምርግጋፅ ዓቕሚ…
ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 571 ሚሊየን ኪሎ ዋት ሰዓት ሓይሊ ካብ ብኽነት ሓይሊ ምንካይ ተኻኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 571 ሚሊየን ኪሎ ዋት ሰዓት ሓይሊ ካብ ብኽነት ሓይሊ ምንካይ ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ቴክኒካዊ ዝኾኑን ዘይኮኑን…
ሓምለዋይ ኣሰር ንሃገር ተሓሳቢ ዝገበረ እንበር መረፃ ዘተኮረ ኣይኮነን-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2013 ዓ.ም “ንኢትዮጵያ ንኽደና” ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብዚ ዓመት ብብርኪ ሃገር 6 ቢሊየን ፈልሲ ክትከል ኢዩ ተባሂሉ።
ናብ ጎረባብቲ ሃገራት 1 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተዳለዉ እውን ተገሊፁ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንስግግር መንግስቲ ሱዳን ሓገዝ ንምግባር ኣብ ዝተዳለወ ጉባኤ ተሳቲፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ መንግስቲ ፈረንሳይ ንስግግር መንግስቲ ሱዳን ዓለም ለኸ ሓገዝ ንምግባር ኣብ ፓሪስ ኣብ ዘዳለዎ ጉባኤ ተሳቲፈን።
እቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ትካላትን ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት…