Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘሎ ሓፈሻዊ ምድላው ገምጊሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘሎ ሓፈሻዊ ምድላው ገምጊሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ጥሪ 2013 ዓ.ም. ጀሚሩ ምስ ናይ ብሔራዊ ምርጫ ቦርድ ኣዶ መንበር ብምዃን ብምዃን ናይ ክልላትን ከተማ…

ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ኣመራርሓ ዓለም ባንኪ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ማኔጂንግ ኣክሴል ቫን ትሮትሴበርግን ምክትል ፕሬዚዳንት ምብራቅን ደቡባዊን ኣፍሪካ እቲ ባንኪ ሃፊዝ ግሀኔም ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ተዛቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ…

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ካብ ዘፈር ሕርሻ 61 ሚኢታዊ ቀዋሚን ግዚያዊን ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ካብ ዘፈር ሕርሻ 61 ሚኢታዊ ቀዋሚን ግዚያዊን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ዘፈር ሕርሻ ምዕዋት ካብ ሞንጎ ዝኸተኸኣሉ ሽቶታት ዝተወሰኑ ዕላዊ ተገይሩ፡፡ እቶም ቀዳማይ…

ሃገር ለኸ ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ተሳሊጡ። እቲ ሲምፖዚየም ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ዘዳለዎ እንትኸውን፥ “ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ንብልፅግና ኢትዮጵያ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚንስትር ባህሊን ቱሪዝምን…

ሙሁራን ሩባ ኣባይ ካብ ኢትዮጵያ ዝፍል ከምዝኾነ ንዓለም ከረድኡ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሙሁራን ሩባ ኣባይ ካብ ኢትዮጵያ ዝፍል ምዃኑ ንዓለም ከረድኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ። “ምትሕብባር ዩኒቨርሲቲታት ንሰላማዊን ፍትሓዊን ተረባሕነት ሩባ ኣባይ” ብዝብል ርእሲ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰን ግደ ዩኒቨርሲቲታትን ዘድሃበ ዘተ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂማ ይካየድ…

ፋኦ ኣብ ትግራይ ንሓረስቶት ምሩፅ ዘርኢ ምክፍፋልን ንእንስሳት ምኽታብን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ትግራይ ንስድራ ሓረስቶት ናብ ስራሕቲ ሕርሻ ክምለሱ ዘኽእል ህፁፅ ፕሮግራም ዕላዊ ገይሩ። ተወካሊ ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፋጡማ ሰይድ፥ እቲ ትካል ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ፍርያት ሕርሻ ምፍራይ ንኽጅምሩ ዘኽእል…

ክልል ትግራይ ብዘቕረቦ ድሌት መሰረት ብምግባር ሚኢቲ ሚኢታዊ ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝቐረበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ ብዘቕረቦ ድሌት መሰረት ብምግባር ሚኢቲ ሚኢታዊ ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝቐረበ ተገሊፁ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሓረስቶት ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ ኣብ እዋን ዘርኢ ድልዩ እታወታት ሕርሻ ብእኹል መጠን እናቐረበ ከምዝርጀብ ሚኒስቴር ሕርሻ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳናት ሩዋንዳ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳናት ሩዋንዳ ፖል ካጋሚ ተዛቲየን። ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘድሃበ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፈረንሳይ ከተማ ፓሪስ ክካየድ ኢዩ። በዚህ ኮንፈረንስ ለመሳተፍ ፓሪስ የሚገኙት መሪዎቹ የጎንዮሽ ውይይት…

ኣብ መንበሪ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ተፍቲሽ 112 ሺሕ ናይ ሓሶት ብር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግኽምራ ኣብ መንበሪ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ተፍቲሽ 112 ሺሕ ናይ ሓሶት ብር ከምዝተረኸበ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ዋና ኢንስፔክተር ደሳለኝ ኣለሙ ከምዝበልዎ፥ ዘይሕጋዊ ተግባር…

እዚ ምዕራብ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝህቀኑ ትንኮያታት ንምክልኻል ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላዉ ኣብ ዘጠናኸረሉ ብርኪ ይዝርከብ – ብ/ጄኔራል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሴ መሰረት ህላወና ስለዝኾነ ኣብ ልዕሊ እቲ ግድብ ዝፍነዉ ትንኮያታትን መጥቃዕቲታትን ንምክልኻል እዚ ምዕራብ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላዉ ኣብ ዘጠናኸረሉ ብርኪ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ እቲ እዚ ብርጋዴር ጄኔራል ኣለማየሁ ወልዴ…