Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ 1 ሺሕን 398 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ 1 ሺሕን 398 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
እቶም ተምሃሮ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኢዮም ተመሪቖም።
እቲ ዩንቨርስቲ ዘመረቖም ተምሃሮ ብስሩዕ መርሃግብሪ ዓውዲታት ማሕበራዊ ሳይንስ፣ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን፣ ቴክኖሎጂን…
ንፀላእትና ብፀጋማይ ኢድና እናሓለና ብየማናይ ኢድና እናሰራሕና ክኸውን ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱ መሪቖም ከፊቶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሃገርና እንሃንፃ ንፀላእትና ብፀጋማይ ኢድና እናሓለና ብየማናይ ኢድና እናሰራሕና ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱ መሪቖም።
እቲ ፕሮጀክት 92 ኪሎ ሜትሮ ነውሓት ዘለዎ እንትኸውን፥ ካብ ሞጆ-መቂ 56 ነጥቢ 4 ኪሎ ሜትር፣ ካብ መቂ ባቱ ዘሎ ድማ 37 ኪሎ ሜትር ዝሽፍን ኢዩ።
ነቲ…
ክረምታዊ ዝናብ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ውሕጅ ከስዕብ ስለዝኽእል ጥንቃቐ ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እናወቕዐ ዝርከብ ክረምታዊ ዝናብ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓደጋ ውሕጅ ከስዕብ ስለዝኽእል ቅድመ ጥንቓቐ ክግበር ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ተሓሳሲቡ።
ኤጀንሲ ብሄራዊ ሜትሮሎጂ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ብዘውፅኦ ትምበያ…
ውዳበ ፖሊስን ምዝውዋር መሳርሒታት ኲናትን ዝምልከት ሓዊሱ ኣብ ካልኦት ጉዳያት ዘድሃቡ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቀሪቦም
ኣዲስ አበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት መፅናዕቲን ምርምርን ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ ሞያ ፖሊስን ምኽባር ሕጊን ብምቱኳር ካብ 28 ክሳብ 29 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም መፅናዕታዊ ፅሑፋት ኣቕሪቡ።
እቲ ኢንስቲትዩት፥ ኣገልግሎታትመን ኣሰራርሓታትን ፖሊስ ንምምሕያሽ ቅድሚ…
ዝኾነ ይኹን ዘይሻራዊ ሃገር ለኸ ወይድማ ዓለም ለኸ ተዓዛቢ መረፃ ኢትዮጵያ ንምዕዛብ መጀመርታ ሉኣላዊነት ሃገር ከኽብሩ ይግባእ – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ዘይሻራዊ ሃገር ለኸ ወይድማ ዓለም ለኸ ተዓዛቢ መረፃ ኢትዮጵያ ንምዕዛብ መጀመርታ ሉኣላዊነት ሃገር ከኽብሩ ከምዝግባእ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፁ።
እቲ ቤት ምኽሪ ብዛዕባ ምዕዛብ መረፃ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ጉዳይ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኩሉ ሕብረተሰብ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ብፅንዓት ንኽፃወር ፀዊዐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ሓላዊት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ሳህለወርቅ ዘውዴ ኩሉ ሕብረተሰብ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ብፅንዓት ንኽፃወር ፃውዒት ኣቕሪበን።
እተን ፕሬዚዳንት ፅባሕ ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ…
ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 110 ሺሕ ዶላር ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታንድሕንነት ብዝተገበረ ክትትል ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 110 ሺሕ ዶላር ምስ ተጠርጠርቱ ተታሒዙ።
ከም ገለፃ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ፥ እቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዓዘ…
ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕ 200 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕ 200 ሚሊየን ዶላር (ብር 8 ነጥቢ 4 ቢሊየን) ተፈራሪሞም።
እቲ ናይ ልቓሕ ገነንዘብ ብዋንኡ ኢትዮጵያ ኣብ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ንዝሃቀነቶ ሰፊሕ ሽቶ ልምዓት ኣገዳሲ ዝኾነ ኣካታቲ ዲጂታል…
ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዘሕብን ተግባር ንዝፈፀሙ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኣፍልጦን መዓርግን ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ኣብ ትካላዊ ሪፎርምን ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ንዝነበሮም ላዕለዎት መኮናት ስነ-ስርዓት ምሃብ ሽመት፣ ኣፍልጦን መዓርግን ኣካይዱ።
ስለዝኾነ ድማ 44 ላዕለዎት መኮንናት፣ 47 መስመራዊ…