Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 29 ሺሕ ተረባሕቲ ሴፍቲኔት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀነሲ ውሕስነት ምግብን ልምዓታዊ ሴፍቲኔትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 29 ሺሕን 400 ተረባሕቲ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ኣመሪቑ።
እቲ ተረባሕቲ ናብ ዝሓሸ ዓውዲ ስራሕ ከምዝተሰጋገሩ ገሊፁ።
በዚህም በአካባቢ ጥበቃ ስራ፣ በከተማ ግብርና…
ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ 195 ዶክተራት ሕክምና ዶክተራት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ሃዋሳ 195 ዶክተራት ሕክምና ዶክተራት ኣመሪቑ።
ካብቶም ተመረቕቲ እቶም 38 በዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ስፔሻሊቲ ሕክምና ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብዶክተራት ሕክምና ንመበል 12 እዋን…
ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ቅድሚ ምጅማራ ሓበሬታታት ንምልውዋጥ ሱዳንን ግብፅን ተወከልቲ ንክስይማ ኣንጊዳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ቅድሚ ምጅማሩ ሓበሬታታት ንምልውዋጥ ሱዳንን ግብፅን ተወከልቲ ንክስይማ ኣንጊዶም።
ንሚኒስትራት ማይ እተን ሃገራት ብወግዒ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀት ሜጋ ፕሮጀክት ማእኸል ሕከምና ሮሃ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀት ሜጋ ፕሮጀክት ማእኸል ሕከምና ሮሃ ኣጀሚሮም።
ኣብ ምጅማር እቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።
እቲ…
300 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ።
ተወካሊ…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድን መራሒ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓን ፔካ ሀቪስቶ ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ትግራይ ዘሎ ደገፍ ሰብኣዊ መሰል ብዝምልከት ኣብ…
ህንፀት ፕሮጀክት መፈለፈሊ ሓይሊ ኤሌትሪክ ኮይሻ 40 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌትሪክ ኮይሻ 40 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ።
ካብ ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ቀፂሉ ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌትሪክ ዝኮነ ፕሮጀክት ሓይሊ ኤሌትሪክ ኮይሻ፥ ከይዲ ህንፀቱ 40 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ…
ምልክት መረፃ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምልክት መረፃ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ።
ምስ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሓባር ዝካየድ መረፃ፥ ምልክት መረፃ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ እውን ቀፂሉ ኣብ ዝረአ ምስሊ ከምዝኾነ እቲ ቦርድ…
ሲቪክ ማሕበራት መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ናይ ባዕሎም ግደ ክፃወቱ ከምዝግበኦም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲቪክ ማሕበራት መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ናይ ባዕሎም ግደ ክፃወቱ ከምዝግባእ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ክልል ሲዳማ ኣይተ ማቶ ማሩ ገሊፆም።
ድሕሪ ለውጢ ካብ ሞንጎ ዝተሰርሑ ብዙሓት ስራሕቲ ሓደ ግደ ሲቪክ ማሕበራት ክብ ንኽብል ንምግባር ከምዝኾነ…
ዩ ኤስ ኣይ ዲ ንክልል ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ዝውዕል ተወሳኺ 152 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኣይ ዲ) ንክልል ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ዝውዕል ተወሳኺ 152 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ እቲ ትካል ኣብ ቀረባ እዋን ንትግራይ ንዝገበሮ ደገፍ ናብ 305 ሚሊየን ዶላር ክብ ዘብሎ…