Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ሓይሊ ፀፅታ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ- ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ሓይሊ ፀፅታ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሊይ አማኻሪ…
ሰብ ሃፍቲ ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ፋርማሲዩቲካልን መሳርሒታት ሕክምናን ንኽዋፈሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ለንደንን ፓርተን ኣድቫይዘሪ ኣፍሪካን “ጥጡሕ ኩነታት ኢንቨስትመንት ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ለንደን ዘተ ተሳሊጡ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ዕዮ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሚኒስቴር ጉዳያት…
ኣምባሳደር ረታ ኣለሙ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብታ ሃገር ኣናቶልይ ቪክቶሪቪ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ናፃ፣ ተኣማኒን ዝኾነን ሰላላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘምን መንግስቲ…
ሚኒስቴር ጥዕና 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዘውፅእ መድሓኒት ሓገዝ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ትራንስፎርመር ኤች ዲ አር ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኢንተርናሽናል ሄልዝ ፓርትነር ብምትሕብባር ልዕሊ 1ነጥቢ 7 ሚሊዮን ዶላር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስ ሜቤንዳዞን ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ፡፡
ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ወይዘሮ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም መቐመጢኦም ኣብ ጎረባብ ሃገራት ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም መቐመጢኦም ኣብ ጎረባብ ሃገራት ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም።
ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምላይ ኣሰር እዚ ዓመት፥ ኢትዮጵያ…
ብፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ዓለም ለኸ ኮሚሸን ስርዓተ ትምህርቲ ተዛቲዩ
አዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ዓለም ለኸ ኮሚሸን ስርዓተ ትምህርቲ ተዛቲዩ።
እቲ ኮሚሽን ፀብፃቡ ንምዝዛም ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ዝተረፎ እንትኸውን፥ እተም ኣባላት ኣብ ትሕዝቶ እቲ ፀብፃብ ከምዝተዛተየ ካብ ቤት ዕዮ ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ 400 ሺሕ ዝፅጋዕ ክታበት ኮቪድ-19 ከምትረክብ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ 400 ሺሕ ዝፅጋዕ ክታበት ኮቪድ-19 ከምትረክብ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናተውሃበ ዝርከብ ክታበት ኮቪድ-19ን ኣብ ቀፃሊ ዝወሃብ ካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ክታበትን…
ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን አልጄሪያን ኣብ ዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ።
ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ሰለጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያ ነብያት ጌታቸው ምስ ሚኒስተር ምግፋሕ ኢነርጂን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጀሪያ ፕሮፌሰር…
ቤት ምኽሪ ሰብ ሞያ ሓበሬታ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሰብ ሞያ ሓበሬታ ተጣይሹ።
መሰልን ረብሓን ኣባላቱ ንምሕላውን እቲ ሞያ ንምዕባይን ዝዓለመ ቤት ምኽሪ ሰብ ሞያ ሓበሬታ ኢትዮጵያ /ካውንስል/ ሎሚ መዓልቲ 8 ሰነ 2013 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጣይሹ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ብሙሉእ…
ኣብ መቐለ ድምፂ ብዘይብሉ መሳርሒ ክትራን ክፍፅሙ ሓሲቦም ዝነበሩ 9 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ድምፂ ብዘይብሉ መሳርሒ ክትራን ክፍፅሙ ሓሲቦም ዝነበሩ 9 ውልቀ ሰባት ብምትሕብባር መናእሰይ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።
እቶም ተጠርጠርቲ ለይቲ ሰዓት 6 ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ከባቢ መናሃሪያ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።
ገዛ ንምዝራፍ ዘኸእልን…