Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቦርድ መረፃ ኣብ መዓልቲ መውሃቢ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ስራሕ ዕፁው ከምዝኸውን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ መዓልቲ መውሃቢ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ካብ ክልላት ሶማሊን ሃረሪን ወፃእ ዘለዋ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ክልልን ፌዴራልን ስራሕ ዕፁው ከምዝኸውን ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ዝካየድ መዓልቲ…

ኣብ ድሕንነት መገዲ ዘድሃበ ካልኣይ ዲግሪ ትምህርቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ካልኣይ ዲግሪ ትምህርቲ ድሕንነት መገዲ ተኻይዱ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስን ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃናን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ እቲ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ ዘሎ። ዩኒቨርሲቲ…

ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ልዕሊ 640 ተዓዘብቲ መረፃ ከምዘዋፍር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኢሰመጉ) ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ልዕሊ 640 ተዓዘብቲ መረፃ ከምዘዋፍር ኣፍሊጡ። ብምዃኑ ድማ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ንተዓዘብቲ ስልጠናታት ከምዝሃበን ንተዓዘብቲ ዘድሊዩ ኣቑሑትን ካብ ቦርድ መረፃ ዝተውሃቦ ባጅ ምክፍፋል…

መበል 33 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምብራቕ ናይል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 33 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምብራቕ ናይል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ዶክተር ኢንጅነር ስለሽ በቀለ፣ ሚኒሰስትር ማይ ደቡብ ሱዳን ማናዋ ፒተር ጋትኩታ ከምኡ እውን ሚኒስትር…

ስትራቴጂክ ትልሚ 5 ዓመት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ዝምልከት ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂክ ትልሚ 5 ዓመት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ዝምልከት ልዝብ ይግበር ኣሎ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መዓዛ ኣሸናፊ ኣብ ዝተረኸባሉ ልዝብ፥ ፕሬዚዳነታት ላዕለዎት ኣቢያተ ፍርዲ ክልላት እውን ተሳተፍቲ ኮይኖም። ኣካላት ሰብ ሞያ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2014 ዓ.ም 561 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2014 ዓ.ም 561 ነጥቢ 67 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ተዛቲዩ። ሚኒስትር ገንዘብ…

ኣምባሳደር ሌንጮ ምስ ሚኒስትር ዴኤታታት ጉዳያት ቆንስላ ጉዳያት ኣፍሪካን ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣንን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ኣፍሪካ ስዑድ ዓረብ ኣምባሳደር ኣሕመድ ቀጣንን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ቆንስላ እታ ሃገር ኣምባሳደር ተሚም ኣል-ዶሰሪን ተዛቲዮም።…

“ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ንብልፅግና፤ ብልፅግና ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ” ብዝብል መሪሕ ቃል ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) “ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ንብልፅግና፤ ብልፅግና ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ድጋፍ ደቂ ኣንስትዮ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓር ብልፅግና ወኪለን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ዝዳደራ…

ካልኣይ ዙር ህፁፅ ሓገዝ ኣብ መቐለ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ምስ ትካል ተራድኦ ብምዃን ዘቕረብዎ ስርናይ፣ ዘይቲን ዓተረን ብማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ(ማረት) ኣቢሉ ንተሓገዝቲ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ሓገዝ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከቡ 379 ሺሕን 946 ተመዛበልቲ ደገፍ ዘድሊዮምን ወገናት ተበፃሕቲ…