Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
301 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)301 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ።
ተወካሊ…
ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክትታት ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክትታት ሓገዝ ዕላዊ ገይራ።
ኣብዚ ዓመት ብሰንኪ ዘጋጠሙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ንምድጋፍን ዕላዊ ምግቢ ንምቕራብን ዝሕግዝ…
ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ።
ካብ እቶም ናውቲታት ሕከምና፥ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰርጂካል ማስክ፣ 24 ኣምቡላንስን ተንቀሳቓሲ መመርመሪ ላቦራቶሪን ከምኡውን መመርመሪ ኮቪድ 19ን…
ግብፅን ሱዳንን ንሕብረት ኣፍሪካ ዝተውሃበ ሓላፍነት ዘናእስ ፈተነ ምግባረን ተቐባልነት ኣይብሉን-ኢንጂነር ስለሺ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፅን ሱዳንን ንሕብረት ኣፍሪካ ዝተውሃበ ሓላፍነት ዘናእስ ፈተነ ምግባረን ተቐባልነት ኣይብሉን ክብሉ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጅን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኪንሻሳ ብዛዕባ…
ዝረአ ዘሎ ምውሳኽ ቁፅሪ ብኮቪድ 19 ዝተለኸፉ ሰባት ኣገልግሎት ጥዕና ክሽከሞ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ኢዩ-ማሕበራት ሰብ ሞያ ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበራት ሰብ ሞያ ጥዕና ቁፅሪ ብኮቪድ 19 ዝተለኸፉ ሰባት ምውሳኹ ኣገልግሎት ጥዕና ክሽከሞ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ከመዝኸውን ዘርእይ ኢዩ ከብሉ ገሊፆም።
እቶም ሰብ ሞያ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተሓዙ ሰባትን ናብ ፅኑዕ ከፍሊ…
ኣብ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ምስክር ቅድመ ምርመራ ዓቃቤ ሕጊ ንምስማዕ ዝተትሓዘ ቆፀሮ እንተይተሰምዐ ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ምስክር ቅድመ ምርመራ ዓቃቤ ሕጊ ንምስማዕ ዝተትሓዘ ቆፀሮ እንተይተሰምዐ ተኣጊዱ።
እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ኣብ ከይዲ ምስማዕ ምስክር ቅድመ ምርመራ ብዝምልከት ናብ ላዕለዋይ ቤት ይርዲ “ይግባይ” ምባሎም ይዝከር።
ነዚ…
ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕጫ ድልድል ሰዓት ኣየርን ዓምዲ ጋዜጣን ምልዕዓል ምርጫ ፓርቲታት ፖለቲካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕጫ ድልድል ሰዓት ኣየርን ዓምዲ ጋዜጣን ምልዕዓል ምርጫ ፓርቲታት ፖለቲካ ይሳለጥ ኣሎ።
ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕጫ ድልድል ሰዓት ኣየርን ዓምዲ ጋዜጣን ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ መክያዱ እቶም ፓርቲታት ፖለቲካ ምልዕዓል ምርጫ ካብ…
ኢትዮጵያ ፍትሓዊን ምኽንያታዊን ዝኾነ መሰል ምጥቃም ማይ ኣባይ ዝኽልክል ዝኾነ ይኹን ዓይነት ስምምዕነት ኣይትፍርምን – ሚኒስቴር ማይ፣ መሰኖን…
ኣዲስ አኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)- ኣብ ኮንጎ ኪንሻሳ ብዛዕባ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝግበር ድርድር ዝቕፅለሉ ኩነታት ብዝምልከት ንምዝታይ ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢን ምንስቴራት ማይን ብሓባር ብምዃነወ ዝተገበረ ኣኽባ ግብፅን ሱዳንን ዕንቅፋት ኮይነን ክብል ሚኒስቴር ማይ፣…
ፕሬዝደንት ሳህለወርቅ ኣብ ምውሳኽ ሓደጋ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ለበዳ ኮቪድ-19 ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተሳቲፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዝደንት ሳህለወርቅ ኣብ ምውሳኽ ሓደጋ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ለበዳ ኮቪድ-19 ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተሳቲፈን።
ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተገበረ ዘተ፥ መራሕቲ 30 ሃገራት፣ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላትን ሚኒስትራትን ተረኺቦም።
ፕሬዝደንት ሣህለ…
ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ቱኒዚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዑደት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ቱኒዚያ ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ዝርከበቡ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዑደት ኣካይዶም።
እቲ ጉጅለ፥ ኣብ ፓርክታት ዓለባ፣ ኣፋውስን ኣይሲቲን ኢዩ ተዘዋዊሩ ተዓዚቡ ዘሎ፡፡
ኣብ ቀፃሊ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ተዋፊሮም…