Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
336 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)336 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ።
ተወካሊ…
ብ8100 ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን ልዕሊ 88 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብሓፂር መልእኽልቲ ሞባይል 8100 ንዓብዪ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ዝኸውን ልዕሊ 88 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።
ዳይሬክተር ኮሚዩኒኬሽን ሚዲያ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ እቲ ግድብ…
ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ትማሊ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ ካብ ዓውዲ ወፃእ ከምዝተወሰደ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ትማሊ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ ካብ ዓውዲ ወፃእ ከምዝተወሰደ ኣፍሊጦም።
እቲ ዝተውሃበ መግለፂ ስዒቡ “ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብፌዴሬሽን ክወሃዱ ኢዮም…
ፖርቲ ብልፅግና ድሬዳዋ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ምርጫ ቅስቀሳ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፖርቲ ብልፅግና ድሬዳዋ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ምርጫ ቅስቀሳ ኣኻይዱ።
ኣብ እዋን እቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ፥ እታ ከተማ መልካኣ ምድራዊ ኣቀማምጣ ብምጥቃም ማእኸል ኢንዱስትሪ፣ ደረቕ ወደብን ንግዲ ንምግባር እቲ ፓርቲ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ።
እቲ ፓርቲ…
ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምዘና ትምህርቲ ብርሃን ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምዘና ትምርቲ ብርሃን ተጀሚሩ።
ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጅነር ጌታሁን መኩሪያ፥ መናእሰይን ዓበይቲን በፍልጠት ዝማዕበሉ ብምግባር መሃይምነት ምቕናስ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።
እቲ መርሃ ግብሪ፥ መናእሰይን ዓበይቲን ናይ…
ካብ መንግስቲ ኦሮሚያ ዝተውሃበ መግለፂ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ፥ ክልልናን ሃገርናን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምዕራፍ ሽግግር ለውጢ ብዘተኣማምን ኩነታት መሬት ንምትሓዝ እናሰርሐ የርከብ ክብል ገሊፁ።
ይኹን እንበር ነቲ ለውጢ ዝተቓወሙ ሓይሊታት ብሙሉእ ዓቕሞም ንተግባር…
ኣብ ክሊ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ምርጫ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክሊ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ምርጫ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ።
እቲ ኣብ መድረኽ ሓዱስ ወግዒ ዝግበር ዘሎ ዘተ፥ ሰላምን ደሕንነትን ኣብ እዋን ምርጫ ዝብል ርእሲ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
እስክንድር…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኢትዮጵያ ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኢትዮጵያ ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
ብተናፀል ዘይኮነስ ሕብረት ዕላማ የዐውት፣ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናብ ዋናጫ ኣፍሪካ ብምሕላፉ ኣዝዩ ደስ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ “መላእ ህዝቢታት ኢትዮጵያ እንኳዕ ደስ…
ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ሙሉእ ብሙሉእ ኣፍሪካዊ ንኽኸውን ፀዊዓ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ሙሉእ ብሙሉእ ኣፍሪካዊ ንኽኸውን ፀዊዓ።
እቲ ፃውዒት ዝቐረበ ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ ኣብ ዝተኻየደን ኣብ ቅድመ ምድላው ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ልምዓት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ዘድሃበ ኣኼባ ኢዩ።
ኣብ…