Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ጠቅላይ ሚኒስትሩ ከተሠራ የማይመጣ ውጤት የለምም ብለዋል እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ እንተተሰሪሑ ዘይመፅእ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ህዝቢ ዘልዕሎም ፀማት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ንምፍታሕ ክሰራሕ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ኣገንዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ 6ይ ዓመት ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሽመታትን ብመሃብ ተዛዚሙ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጁል ናንጋል ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ ሰላም ብዝበለፀ ዘተኣማምን ብምግባር ማሕበራዊን…

ኣብ ዝቕፅል መረፃ ክትኮረሉ ዝግባእ ዋና ጉዳይ ሰብ ወፂኡ ከይመርፅ ድሕንነት ከይስመዖን ኣብ ዝገብሩ ቁፃራት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝቕፅል መረፃ ሰላማዊነት ከተማታት ከምዘየተሓሳስብን ሰብ ወፂኡ ከይመርፅን ድሕንነት ከይስምዖን ኣብ ዝገብሩ ኣካላት ትኹረት ክግበር ከምግባእን ገሊፆም። ኣብ መድረኽ ኣዲስ ወግዒ ዝተሳተፉ እቶም ቀዳማይ…

እዚ ሰሙን ምዕራባውያን ብዛዕባ ጭቡጥ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ድሌት ዘርአዩሉን ብተግባር እውን ምንቅስቓስ ዝገበሩሉን ኢዩ – ሚኒስቴር…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ፖለቲካ ዲፕሎማሲ፣ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ፣ ድርድር ግድብ ህዳሰ፣ ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲን ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲን ዝምልከት መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ድማ ምክትል ቀዳማይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ምዝዛም ኣብ ዘሎ ተርሚናል ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ምዝዛም ኣብ ዘሎ ተርሚናል ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት፦ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ሰብ መዚ መነግስቲን ተረኺቦም። ብፍሬህይወት ሰፊው እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ መበል ሻምናይ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ መበል ሻምናይ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽምልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ይሳተፉ ኣለዉ። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…

ጃፓናዊ ኩባነያ ማሩያማ ኮሙቴን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ህንፀት ክዋፈር ከምዝደሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ህንፀት ዝተዋፈረ ጃፓናዊ ኩባነያ ማሩያማ ኮሙቴን ኣብ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ክዋፈር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ምስ ኣቦ መንበር እቲ ኩባኒያ ታዪዞ ያማሞቶ ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ካሳ ተክለብርሃን፥…

306 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)306 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ሲኖፋርማ ክታበት ኮቪድ 19 ካብ ቻይና ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ሲኖፋርማ ክታበት ኮቪድ 19 ካብ መንግስቲ ቻይና ተረኪባ። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣሆ ዢያን፥ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ኣብ ዝተጠቕዓትሉ እዋን ቻይና ሕውነታዊ ደገፋ ዘረጋገፀት ፅንዕቲ ሃገር ኢያ ኢሎም። ኣብ ቀፃሊ…

ኣብ ሳንፍራንሲስኮ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሳንፍራንሲስኮ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሰልፊ ኣካይዶም ። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ጁንታ ህወሓት ዝፈፀሞ ክሕደት ሃገርን ናይ ሕሶት ፕሮፖጋንዳን ዝዝርግሑ ሚዲያታት ዝኹንን ሰልፊ እዮም ኣካይዶም።…